ስፓርት
መበል 46 ሓፈሻዊ ጉባኤ ካፍ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 46 ሓፈሻዊ ጉባኤ ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።
ኣበግቲ ጉባኤ ፕሬዝዳንት ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ ፓትሪስ ሞትሴፔን ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ካፍን፣ ፕሬዝዳንት ዓለም ለኸ ማሕበር ኩዕሾ እግሪ (ፊፋ) ጂያኒ ኢንፋንቲኖን ዋና ፀሓፊ ፊፋ ማትያስ ግራፍስትሮምን፣ ፌዴሬሽናት ኩዕሾ እግሪ ኣባል ሃገራት ካፍን ፕሬዝዳንታት ዞባዊ ማሕበራት ኩዕሾ እግሪን ከምኡ እውን መዳርግቲ ኣካላት ስፖርት ይሳተፉ ኣለዉ።
እቲ ጉባኤ ኣብ ጉዳያት…
Read More...
መበል ሳልሳይ ዙር ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ሎሚ ምሸት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሳልሳይ ዙር ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ክካየዱ ኢዮም።
ኣብቲ ሎሚ ዝካየድ ፀወታ፥ ሪያል ማድሪድ ምስ ቦሩሲያ ዶርቱመንድ ምሸት ሰዓት 4 ዝገብሮ ፀወታ ልዑል ህንጣወ ተገይሩሉ ኣሎ።
ምሸት ሰዓት 1፡45 ኤሲሚላን ምስ ብሩጅ፣ ሞናኮ ምስ ሬድ ስታር ቤልግሬድ ፀወተኦም ከካይዱ ኢዮም።
ምሸት ሰዓት…
ዘተ ኣባል ሃገራት ሴካፋ ኣብ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ካፍ ፓትሪስ ሞሴፔ ኣብ ዝተረኸብሉ መድረኽ ዘተ ኣባል ሃገራት ሴካፋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ፥ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያን ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ካፍን ኢሳያስ ጅራን ሓዊሱ ኣመራርሓ ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ ከምዝተረኸቡ ኣብ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ኣብ ማራቶን ቶሮንቶ ኢትዮጵያውያን አትሌቶች ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካናዳ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ቶሮንቶ ኢትዮጵያውያን አትሌቶች ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም።
ኣትሌት ዋጋነሽ መካሻ ብደቂ ኣንስትዮ ማራቶን 2 ሰዓት 20 ደቒቕን 44 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳመይቲ ወፂኣ፡፡
ብተመሳሳሊ ብደቂ ተባዕትዮ ኣብ ዝተገበረ ውድድር ኣትሌት ሙሉጌታ አሰፋ ተዓዊቱ፡፡
ኣትሌት…
ኣብ ቻይና ኣብ ዝተኻየደ ዓለም ለኸ ውድድር ሻኦሊን ኢትዮጵያውያን 3 ሜዳሊያታት ረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ሃገራት ኣብ ዝተሳተፋሉን ኣብ ቻይና ዝተኻየደን መበል 13 ዓለም ለኸ ውድድር ዤንግዡ ሻኦሊን ኢትዮጵያን ብምውካል ኣብ ስፖርት ውሹ ዝተሳተፉ ማስተራት ሰለስተ ሜዳሊያታት ረኺቦም፡፡
ብመሰረት እዚ ማስተር ሰሚር ናስር ብኣርት ታይቺ ሜዳሊያ ብሩር፣ ማስተር በጎኣየሁ ኣድማሱ ብናንቿን ሜዳሊያ ነሓስ ከምኡ እውን ማስተር…
ማቼስተር ሲቲ ንዎልቭስ 2 ን 1 ብምስዓር ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 8ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናብ ስታዲየም ሞሊኒክስ ብምምራሕ ምስ ዎልቭስ ዝተፃወተት ማንቼስተር ሲቲ 2 ን 1 ተዓዊታ፡፡
ዎልብስ ኣብ መበል 7ይ ደቒቕ ላርሰን ብዘመዝገባ ሸቶ ክትመርሕ ክኢላ ዝነበረት ትኹን እምበር፤ ግባርድዮል ኣብ መበል 33 ደቒቕ ከምኡ እውን ጆን ስቶንስ ፀወታ ክዛዘም ሰከንድታት ኣብ ዝተረፉዎ…
ኣብ ማራቶን ኣምስተርዳም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማራቶን ኣምስተርዳም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም።
ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ኣብቲ ውድድር ክብረወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ፡፡
ብተመሳሳሊ ብደቂ ተባዕትዮ ውድድር ማራቶን ኣምስተርዳም ፀጋዬ ጌታቸው ተዓዊቱ፡፡