ስፓርት
ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁ ኣብ መንጎ ተስፋ ዝተነበረለን ሰለስተ ኣትሌታት 2024 ተኻቲታ
ኣዲስ ኣበባ፣3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁ ኣብ መንጎ ተስፋ ዝተነበረለን ሰለስተ ኣትሌታት 2024 ተኻቲታ።
ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ኣትሌቲክስ ዓለም ዝበለፃ ትሕቲ 20 ዓመት ወት ተስፋ ዝተነበረለን ኣትሌታት በዝብል ፌዴሬሸን ኣትሌቲክስ ዓለም ብዝብል ኣፋሊጡ።
ብመሰረት እዚ እታ ኣትሌት ኣብ 2024 ተስፋ ኣብ ዝተነበረለን ሰለስተ ኣትሌታት ውሽጢ ተኻቲታ።
እተን ኣትሌታት፥ ኣብ 2024 ፀወታታት ኦሎምፒክስ፣ ኣትሌቲክስ ዓለም ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ፣ ኣብ ኣትሌቲክስ ዓለም ሻምፒዮና ተሕቲ 20 ዓመት፣ ኣትሌቲክስ ዓለም…
Read More...
ሊቨርፑል ምስ ኣስቶንቪላ፣ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ብራይተን ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 11 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ፥ ሊቨርፑል ምስ ኣስቶንቪላ፣ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ብራይተን ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ።
ናይሊ ሊግ መራሒ ሊቨርፑል ምስ ኣስቶን ቪላ ዝገብሮ ፀወታ ምሸት ሰዓት 5፡00 ክካየድ ኢዩ።
ኣብ ኣንፊልድ ኣብ ዝግበር ፀወታ ሊቨርፑል መሪሕነቱ…
ሃድያ ሆሳእና ንድሬዳዋ ከተማ ብምስዓር ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 7ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃድያ ሆሳእና ንድሬዳዋ ከተማ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ዛመዝጊባ፡፡
ሃድያ ሆሳእና ንኽትዕወት ሰመረ ሃፍተይ ኣብ መበል 48 ደቒቕ ሸቶ ኣመዝጊቡ፡፡
ምሸት ሰዓት 1 ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ምስ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ክፃወታ ኢየን፡፡
ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ቀፂሎም ክካየዱ ኢም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ዙር ካልኣይ መዓልቲ ውድድራት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ዝካየዱ እንትኾኑ ኢንተር ሚላን ምስ ኣርሴናል ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ ኢዮም።
ምሸት ሰዓት 2 ን 45 ቤልጂየማዊት ጋንታ ክለብ ብሩጅ ምስ እንግሊዛዊት ጋንታ ኣስቶንቪላ፤ ከምኡ እውን ዩክሬናዊት ሻካታር ዶኔስክ ምስ ስዊዘርላንዳዊት ጋንታ ያንግ…
ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ሎሚ መዓልቲ ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ዙር ውድድራት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ዝካየዱ እንትኾኑ÷ ሪያል ማድሪድ ምስ ኤሲሚላን ከምኡ እውን ሊቨርፑል ምስ ባየርሊቨርኩሰን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡
ምሽት ሰዓት 2፡45 ፒኤስቪ አይንድሆቨን ምስ ስፔናዊት ጋንታ ዢሮና፤ ከምኡ እውን ስሎቫኪያዊት ስሎቫን ብራቲስላቫ ምስ ክሮሺያዊት ጋንታ ዳይናሞ…
ቶተንሃም ንኣስቶን ቪላ 4 ን 1 ብምስዓር ደረጃኣ ኣመሓይሻ
ኣብ 10ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ሜዳኣ ንኣስቶንቪላ ዘታኣናገደት ቶተንሃም 4 ን1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ።
ኣስቶንቪላ ቅድሚ ዕረፍቲ ኣብ መበል 32 ደቒቅ ሮጀርስ ብዘመዝገባ ሸቶ 1 ን 0 ክትመርሕ ክኢላ ነይራ።
ይኹን እምበር ድሕሪ ዕረፍቲ፤ ጆንሰን ኣብ መበል 49 ደቒቕ፣ ዶሚኒክ ሶላንኬ ኣብ መበል 75 ን 79ን ደቒቕ ከምኡ እውን ማዲሰን ኣብ መበል 97…
ባህርዳር ከተማን ወላይታ ድቻ ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 7ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ባህርዳር ከተማን ወላይታ ድቻ 0 ን 0 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ብምፍልላይ ነጥቢ ተማቒለን፡፡
ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ተመጣኒ ዝኾነ ምንቅስቓስ ነይሩዎ።
7ይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንትቕፅል ምሸት ሰዓት 1 ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ኣርባምንጭ…