ስፓርት
ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ-ግብሪ ፕርሚየር ሊግ ኣርሰናል ምስ ኒውካስትል ዩናይትድ ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ዓስራይ ሰሙን መርሃ-ግብሪ ፕርሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓንቲ እውን ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት እንግሊዝ ክካየድ ኢዩ።
ብመሰረት እዚ ሰዓት 9:30 ድሕሪ ቀትሪ ጋንታ ኣርሰናል ናብ ስታድየም ሴንት ጀምስ ፓርክ ብምጉዓዝ ምስ ኒውካስትል ዩናይትድ ክትገጥም እያ።
ብተወሳኺ በርንማውዝ ምስ ማንችስተር ሲቲ፣ ኢፕስዊች ታውን ምስ ሌስተር ሲቲ፣ ሊቨርፑል ምስ ብራይተን፣ ኖቲንግሃም ምስ ዌስትሃም ዩናይትድ፣ ሳውዝሃምፕተን ምስ ኤቨርተን ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት ስዓት 12:00 ክራኸባ ኢየን።…
Read More...
ሩበን ኣሞሪም ኣሰልጣኒ ማንቼስተር ዩናይድ ብምዃን ተሾይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ሩበን ኣሞሪም ንጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ዋና ኣሰልጣኒ ብምዃን ንኽመርሑ ብዕሊ ተሾይሞም፡፡
ብምሰረት እቲ ስምምዕነት ኣሰልጣኒ ሩበን ኣሞሪም ኣብ ኦልትራፎድ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ክሳብ 2027 ዘፅነሖ ኩንትራት ፈሪሞም፡፡
ሆላንዳዊ ሩድ ቫል ኒስትሮይ ብምክትል ኣሰልጣንነት ምስ ማንቸስተር ዩናይትድ…
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ባሀር ዳር ከተማ ምስ ሲዳማ ቡና ክራኸባ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 6ይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡
ብመሰረት እዚ÷ ባህር ዳር ከተማ ምስ ሲዳማ ቡና ሰዓት 10 ከምኡ እውን ሃድያ ሆሳእና ምስ ወላይታ ድቻ ሰዓት 1 ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ፀወተአን ከምዘካይዳ ዝወፅአ መርሃ ግብሪ የመላኽት፡፡
ማንቼስተር ዩናይትድ ንኣሰልጣኒ ኤሪክ ቴን ሃግ ኣሰናቢቱዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣሰልጣኒ ማንቼስተር ዩናይትድ ኤሪክ ቴን ሃግ ካብ ሓላፍነቶም ተሰናቢቶም።
ኣሰልጣኒ ኤሪክ ቴን ሃግ ኣብ ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ድኹም ጉዕዞ እናገበሩ ብምንባሮም ወቐሳ እናበፅሖም ፀኒሑ ኢዩ፡፡
ዩናይትድ ትማሊ ኣብ ዘካየደቶ መበል 9ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብጋንታ ዌስትሃም 2 ን 1 ከምዝተሰዓረት…
4 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ብሉፃት ኣትሌታት እዚ ዓመት ተኻቲቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዮሚፍ ቀጀልቻ፣ ታምራት ቶላ፣ ትዕግስት ከተማን ሱቱሜ ኣሰፋን ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ካብ ስታዲየም ወፃእ ብሉፃት ኣትሌታት ዓመተ 2024 ተኻቲቶም።
እቶም ኣትሌታት፥ ኣብ 2024 ዓ.ም.ፈ ኣብ ውድድር ጕያ ጎደና ብዘመዝገብዎ ውፅኢት ኢዮም ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ተኻቲቶም ተባሂሉ።
ኣትሌት ታምራት ቶላ…
ኣብ ማራቶን ፍራንክፈርት ኣትሌት ሃዊ ፈይሳ ክብረወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጀርመን ፍራንክፈርት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ሃዊ ፈይሳ ክብረወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊታ።
ኣትሌት ሃዊ ፈይሳ እቲ ውድድር 2 ሰዓት 17 ደቒቕን 25 ሰከንድን ብምእታው ከምዝተዓወተት ሓበሬታ ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ የመላኽት፡፡
ኣትሌት ዮሚፍ ቀጀልቻ ክብረ ወሰን ዓለም ፍርቂ ማራቶን ሰይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ዮሚፍ ቀጀልቻ ኣብ ቫሌንሺያ ሜዲዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ክብረ ወሰን ዓለም ብምስባር ተዓዊቱ፡፡
እቲ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት 57 ደቒቕን 30 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብመእታው ከምዝተዓወተ ሓበሬታ ኣትሌቲክስ ዓለም ኣመልኪቱ፡፡
ክብረወሰን ዓለም ፍርቂ ማራቶን ብኡጋንዳዊ ኣትሌት ጃኮብ ኪፕሊሞ ተታሒዙ…