Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኢትዮጵያ ብውድድር ምርኩስ ዝላ ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ ውድድር ምርኩስ ዝላ ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ነሓስ ከምዝረኸበት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ገሊፁ። ከም ኣገላልፃ እቲ ፌዴሬሽን፥ ኣትሌት ኣበራ ለማ ኣርባዕተ ሜትሮ ብምዝላል እቲ ሜዳሊያ ተረኪቡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision ዩቲዩብ ቻናል FBC…
Read More...

ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ጉያ መሰናክል ደቂ ኣኒስቲዮ 3 ሺሕ ሜትሮ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሎሚ ሙለታ  ኣብ ውድድር ጉያ መሰናክል ደቂ ኣኒስቲዮ 3 ሺሕ ሜትሮ ንሃገራ ሜዳሊያ ነሓስ ኣርኪባ። እታ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት ብ9 ደቒቓ 26 ሰከንድን 63 ማይክሮ ሰከንድን ብምእታው መበል ሳልሰይቲ ወፂኣ። ከምኡውን ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁን ፍሬሕይወት ገሰሰን ራብዓይን ሓምሻይን ደረጃ ብምሓዝ ውድድረን ዛዚመን።…

ኢትዮጵያ ብ20 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ስጉሚ ብኣትሌት ምስጋናው 5ይ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ብ20 ኪሎ ሜትሮ ኣብ ዝተገበረ ውድድር ስጉሚ ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ምስጋናው ዋቁማ 5ይ ሜዳሊያ ወርቂ ንኢትዮጵያ ኣመዝጊቡ፡፡ ኣብ ተመሳሳሊ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ድማ ኣትሌት ስንታየሁ ማስሬ ካልኣይ ደረጃ ብመሓዝ ሜዳሊያ ብሩር ንሃገራ ከምዘመዝገበት ሓበሬታ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ…

ሎሚ ምሸት ኣብ ዝሳለጡ ክልተ ፀወታታት ፍፃመ ኢትዮጵያን ኣትሌታት ልዑል ግምት ተገይሩም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ መዓልቲ ኣብ ዝገበረ ኣብ ጋና ኣንካራ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 13 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ውድድራት ፍፃመ ከምዝካየዱ ዝወፅአ መርሃ ገብሪ ይሕብር። ብመሰረት እዚ፥ ሎሚ ምሸት ኣብ ዝሳለጡ ክልተ ፀወታታት ፍፃመ 800ን 10 ሺሕን ሜትሮ ውድድር ጉያ ኢትዮጵያን ኣትሌታት ልዑል ግምት ተገይሩም ኣሎ። ሰዓት…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑወን። ኣትሌት መዲና ኢሳ ነቲ ርሕቐት ቀዳመይቲ ብምውፃእ ንሃገራ ሜዳልያ ወርቂ ኣምፅኣ። ኣብቲ ርሕቐት ኣትሌት ብርቱካን ሞላ 2ይ ኣትሌት መልክናት ውዱ 3ይ ደረጃ ብመሓዝ ሜዳልያ ብሩር ነሓስን ኣምፂአን።…

ኣትሌት ሳሙኤል ፍሬው ብውድድር ጉያ መሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ መዳሊያ ወርቂ ንሃገሩ ኣምፂኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሳሙኤል ፍሬው፥ ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ ብውድድር ጉያ መሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ መዳሊያ ወርቂ ንሃገሩ ኣምፂኡ። ኣትሌት ሳሙኤል ነቲ ርሕቐት 8 ደቒቓ 24 ሰከንድን 30 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ብምዝዛም ኢዩ ቀዳማይ ወፃኢኡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ፋሲል ከነማን ሲዳማ ቡናን ክልተ ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ፋሲል ከነማን ሲዳማ ቡናን ክልተ ማዕረ ተፈላሊየን። መበል 18 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ተኻይዱ፡፡ ፋሲል ከነማን ሲዳማ ቡናን ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ዘካየደኦ ፀወታ 2 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላልየን፡፡ በዚ ድማ ሰቶታት ፋሲል ከነማ ቃልኪዳን…