Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ዕቤት ተሳትፎ ውድድራት ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናይዚ ዓመት ሓዊሱ ኣብ ታሪኻ ኣብ 15 ውድድራት ኦሊምፒክ ተሳቲፋ ኢያ፡፡ ፈላማይ ተሳትፎኣ ኣብ ዝኾነ መበል 16 ውድድር ኦሊምፒክ 12 ኣትሌታት ዘሳተፈት ኢትዮጵያ÷ ብውድድር ኣትሌቲክስ ቅብብል ዱላን ብስክሌትን ተኻፊላ ነይራ፡፡ ኣብ መበል 17 ውድድር ኦሊምፒክ ድማ ብ10 ስፖርተኛታት ብኣትሌቲክስን ብስክሌትን ክትሳተፍ ክኢላ ነይራ፡፡ ከምኡ እውን ብዓይነታት ስፖርት ኣትሌቲክስ፣ ቦክስን ብስክሌትን 12 ኣትሌቶችን ብመሓዝ ኣብ መበል 18 ውድድር ኦሊምፒክ ተሳተፊፋ፡፡ ኣብ…
Read More...

ካልኣይ ዙር ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፓሪስ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዝተፈላለዩ ውድድራት ርሕቐት ወርቂ ከምፅኡ ይኽእሉ ኢዮም ብዝብል ትፅቢት ዝግበረሎም ኣትሌታት ዘካተተ ካልኣይ ዙር ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፓሪስ ኣትዩ። ትማሊ ምሸት ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝተበገሰ እቲ ልኡኽ፥ ብ5 ሺሕ ኪሎ ሜትሮ በዓልተ ዋና ዓለም ለኸ ክብረ ወሰን ዓለም ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ሓዊሱ  ዮሚፍ ቀጀልቻ፣ ሓጎስ…

ኣብ 14 ውድድራት ኦሊምፒክ 58 ሜዳሊያታት ዝኣከበት – ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ኣብ ውድድር ኦሊምፒክ ዝተሳተፈት ኣብ 1956 ዓ.ም.ፈ ኣብ ኣውስትራሊያ ሜልቦርን ኣብ ዝተኻየደ መበል 16 ኦሊምፒክ ኢያ ተሳቲፋ። እዚ ማለት እቲ ውድድር ኣብ 1896 ዓ.ም.ፈ ዝተጀመረ ዋላ ይኹን፥ ኢትዮጵያ ድሕሪ 60 ዓመታት ምስታፋ መረዳእታታት ይሕብሩ። ድሕሪ እዚ ኣብ 14 ውድድራት ኦሊምፒክ…

ኦሊምፒክ ፓሪስ 2024 ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ክኽፈት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኦሊምፒክ ፓሪስ 2024 ሎሚ መዓልቲ ምሸት ካብ ሰዓት 2፡30 ጀሚሩ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ኣብ ከተማ ፓሪስ ብዕሊ ክኽፈት ኢዩ። ንኢትዮጵያ ዝውክል ቀዳማይ ዙ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ትማሊ ናብ ፓሪስ ከምዝኣተወ ይፍለጥ፡፡ ናይ ሎሚ መዓልቲ ስነ ስርዓት መኽፈቲ ብዘይተለመደ መልክዑ ካብ ስታዲየም ወፃእ ንሰሜናዊ ፈረንሳይ ኣብ…

ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሽዊት ሻንካ ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ ንዝሳተፉ ኣትሌታት ኣበረታቲዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሽዊት ሻንካ ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ ንዝሳተፉ ኣትሌታት ልምምድ ኣብ ዝገብሩሉ ኣካዳሚ ስፖርት ኢትዮጵያ ተረኺበን ተዓዚበን። ወ/ሮ ሽዊት ሻንካ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ኣትሌታተ ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ኣደባባይ ዓለም ዝፍለጡ ብተዓዋትነት ከምዝኾነ ኢዩ፡፡ “ብምዃኑ ድማ ኣብቲ ኦሎምፒክ ትሳተፉ…

ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ 21 ክፍለ ዘበን ምባለይ ልዑል ክብሪን ምስጋናን ኣለኒ -ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኢ ኤ ስ ፒ ኤን ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ 21 ክፍለ ዘበን ምባለይ ልዑል ክብሪን ምስጋናን ኣለኒ  ክብል ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ገሊፁ። ኢ ኤ ስ ፒ ኤን ዝበለፁ ኣፍሪካዊያን ስፖርተኛታት 21 ክፍለ ዘበን ዕላዊ ምግባሩ ይዝከር። ብመሰረት እዚ ኣትሌት ቀነኒሳ ቀዳማይ ደረጃ ሒዙ ኢዩ። ነዚ ስዒቡ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ…

ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ 21 ክፍለ ዘበን ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ 21 ክፍለ ዘበን ተባሂሉ ከምዝተሓረየ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኢ ኤ ስ ፒ ኤን ዝበለፁ ኣፍሪካዊያን ስፖርተኛታት 21 ክፍለ ዘበን ዕላዊ ምግባሩ ዝገለፀ እቲ ፌዴሬሽን፥ ኢትዮጵያን ኬኒያን ከልተ ኣትሌታት ብምሕራይ ቀዳሞት ኮይነን ኢሉ። ኣትሌት ቀነኒሳ ድማ…