Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኢትዮጵያ ብ3 ሺሕ ሜትር መሕንኩሎ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካሜሩን ዱዋላ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ኣለምናት ዋለ ካልኣይ ወፂኣ፡፡ ኣብቲ ውድድር ዝተሳተፈት ኣትሌት መሰረት የሻነህ ራብዐይቲ ብምውፃእ ውድድራ ዛዚማ፡፡ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ብዙሓት ሃገራት ትፅቢት ዝግበራሎም መዛዘሚ ውድድራት መበል 23 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ እናተኻየዱ ይርከቡ፡፡
Read More...

ምክትል ኣሰልጣኒኣ ብዝተቐፅዑዎ ቢጫ ካርድ ምኽንያት ካብ ምድባ 2ይ ደረጃ ዝሰኣነት ሃገራዊት ጋንታ ስሎቬኒያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ጀርመን እናተኻየደ ዝርከብ 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ ሃገራውያን ጋንታታት ዴንማርክን ስሎቪኒያ ተመሳሳሊ ነጥቢ ሪከርድታትን እናሃለዉወን ደረጃ ዝተፈላለያሉ መገዲ ንማሕበረሰብ ኩዕሾ እግሪ ዓለም ዘገርም ኮይኑ ኣሎ፡፡ ኣብ ምድብ ሰለስተ ዝተደልደላ ክልቲአን ሃገራት ሰለስተ ፀወታታት ገይረን ኣብ ሰለስቲኦም ፀወታታት ማዕረ…

ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ቤልጂየም ምስ ዩክሬን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ቤልጂየም ምስ ዩክሬን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ። ኣብ መበል 17 ውድድር ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ናይ መወዳእታ ወሰንቲ ፀወታታት ምድብ 5 ን 6 ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክግበሩ ኢዮም። በዚ ድማ ቤልጂየም ምስ ዩክሬን ከምኡ እውን ፖርቹጋል ምስ ጆርጂያ ዝግረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሎም፡፡ ኣብ…

ኣብ ውድድር ስጉሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ብክልቲኡ ፆታ ወርቂ ሜዳሊያ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካሜሩን ዱዋላ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 23 ውድድር ስጉሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ብክልቲኡ ፆታ ወርቂ ሜዳሊያ ረኺባ። ኣብ ካሜሩን ዱዋላ ዝተኻየደ ውድድር ስጉሚ 20 ኪሎ ሜትሮ÷ ኣትሌት ስንታየሁ ማስሬን ምስጋና ዋቁማ ብዓወት ዛዚሞም። ክሳብ ሕዚ ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኢትዮጵያ ብክልቲኡ ፆታ ውድድር…

ፈረንሳይ፣ እንግሊዝን ኔዘርላንድስን ናብ ግጥም ኣውዲቕካ ምሕላን ንምፅምባር ሓያል ንሕንሕ ክገብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ -ግብሪታት መበል 17 ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ናብ ግጥም ኣውዲቕካ ምሕላፍ ንምፅምባር ብርቱዕ ንሕንሕ ዝፅበየን ሃገራዊ ጋንታታት ክፃወታ ኢየን፡፡ ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ምድብ ኣርባዕተ ዝተደልደላ ፈረንሳይን ፖላንድን ከምኡ እውን ኔዘርላንድስ (ሆላንድ) ምስ ኦስትሪያ ክገጥማ ኢየን፡፡…

ጣልያንን ክሮሺያን ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ንምፅንባር ሎሚ መዓልቲ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ ፅዋዕ ኣውሮፓ ጣልያንን ክሮሺያን ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ንምፅንባር ሰዓት 4 ምሸት  ዘካይድኡ ንሕንሕ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ጣልያን ክሳብ ሐዚ ኣብ ክልቲኡ ዙር ብመሰረት ዝገበረቶ ፀወታታት ምድብ ክልተ፥  3 ነጥቢ ብምውህላል ኣብ ካልኣይ ደረጃ ኣላ። ክሮሺያ ድማ 1 ነጥቢ ብምሓዝ ኣብቲ ምድብ…

ውድድር ጉያ ጎደና 10 ኪሎ ሜትሮ “መቻል ንኢትዮጵያ” 10 ኪሎ ሜትሮ ዝቕፅል ሰንበት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ጉያ ጎደና 10 ኪሎ ሜትሮ “መቻል ንኢትዮጵያ" 10 ኪሎ ሜትሮ ዝቕፅል ሰንበት 23 ሰነ 2016 ዓ.ም ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ እቲ ውድድር ጉያ ጎደና÷ መበል 80 ዓመት በዓል ምስረታ ጋንታ ስፖርት መቻል ምኽንያት ብምጋብር ኢዩ ዝካየድ፡፡ መበገሲኡን መዛዘሚኢን መስቀል ኣዳባባይ ኣብ ዝገብር ውድድር ጉያ÷ ብዙሓት ሰባት…