Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ቪንሴንት ኮምፓኒ ኣሰልጣኒ ጋንታ ባየር ሙኒክ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመናት ጋንታ ባየር ሙኒክ ንቤልጂማዊ ቪንሴንት ኮምፓኒ ብኣሰልጣኒነት ከምዝሾመቶ ኣፍሊጣ፡፡ ኮምፓኒ ንጋንታ ባየር ሙኒክ ብሓላፍነት ተረኪቡ ዘሎ÷ ነበር ኣሰልኒ እታ ጋንታ ዝነበረ ቶማስ ቱሄል ምስንባታ ስዒቡ ኢዩ፡፡ በዚ ድማ ኣሰልጣኒ ቪንሴንት ኮምፓኒ ንጋንታ ባየርሙኒክ ንስለስተ ናይ ውድድር ዓመታት ንምስልጣን ክሳብ 2027 ዘፅነሖ ውዕሊ ከምዝፈረመ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡ ኮምፓኒ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ናብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዓቢያ ተመሊሳ ናብ ሻምፒየንሽፕ ንዝወረደት ጋንታ በርንሌይ…
Read More...

ኣትሌት ሱቱሜ ኣሰፋ ናብ ጉጅለ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ ተፀምቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሱቱሜ ኣሰፋ ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ 2024 ኢትዮጵያ ብምውካል ናብ ዝሳተፍ ጉጅለ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ ተፀምቢራ። እታ ኣትሌት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ 8 ግንቦት ኣብ ኦሊምፒክ ፓሪስ ንኢትዮጵያ ብማራቶን ዝውክሉ ኣትሌታት ሽም ዝርዝር ዕላዊ እንትገብር እንተይተኻተት ምትራፋ ይዝከር። ነዚ ስዒቡ እታ ኣትሌት ንኮሚቴ…

ኣብ ዳይመንድ ሊግ ራባት ኢትዮጵያዊያን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌታት ብ5 ሺሕ ሜትሮ ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞሮኮ ራባት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ኢትዮጵያዊያን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌታት ተኸታቲለን ብምእታው ተዓዊተን። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት መዲና ኢሳ 14:34.16 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳመይቲ እንትትወፅእ፤ ኣትሌት ፎትየን ተስፋይ ድማ 14:34.21 ብዝኾነ ሰዓት ካልአይቲ ወፂኣ። ኣብቲ ውድድር…

ማንቸስተር ሲቲ ሻምፒዮና ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ሻምፒዮና ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ 2023/24 ኮይና። ሎሚ መዓልቲ ፍፃኡ ዝረኸበ ውድድር ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ 2023/24÷ ማንቸስተር ሲቲ ንዌስትሃም 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ኢያ ሻምፒዮና ምዃና ክተረጋግፅ ክኢላ ዘላ፡፡ ሻምፒዮን ናይ ምዃን ዕድል ዝነበራ ጋንታ ኣርሰና ንኤቨርተን 2 ን 1…

ውድድር ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዓመተ 2023/24 ሎሚ ምሸት መፈፀምትኡ ክረክብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘበነ ውድድር 2023/24 ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሰዓት 12፡00 ብተመሳሳሊ ሰዓት ብዝግበሩ ፀወታታት ክዛዘም ኢዩ። መሪሕ እቲ ሊግ ማንቼስተር ሲቲን እናተኸተለት ትርከብ ጋንታ ኣርሰናልን ፅዋዕ ናይ ምዕታር ዕድል ሒዘን ኣብ ሜዳአን ንተጋጠምተን ከተኣአናግዳ ኢየን። ማንቼስተር ሲቲ ኣብ ስታዲዬም ኢቲሃድ ምስ…

ሰለሞን ባረጋ ብ5000 ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰለሞን ባረጋ ኣብ ሎስኣንጀለንስ ኣብ ዝተኻይድ ውድድር 5000 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ተዓዊቱ። በሪሁ ኣረጋዊ ድማ ብ12:52.09 ብምእታው ካልኣይ ብምዃን ውድድሩ ምዝዛሙ ካብ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብ ፓሪስ ማራቶን ቀነኒሳ በቀለ ሓዊሱ ተሳታፍቲ ኣትሌታት ተሓሪዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ፓሪስ ማራቶን ዝሳተፉ ቀነኒሳ በቀለ ሓዊሱ ብኽልቲኡ ፆታ ዝሳተፉን ተተካእቲን ኣትሌታት ብምሕራይ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ ብደቂ ተባዕቲዮ፥ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ፣ ሲሳይ ለማን ዴሬሳ ገለታን ተሓሪዮም ኣለዉ። ኣትሌት ታምራት ቶላን ኡሰዲን መሓመድን ድማ ብተተካእቲ ምክታቶም ተገሊፁ።…