Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ዋልያታት ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ዝገብሩዎም ናይ ሜዳ ፀወታታት ኣብ ሞሮኮ ከካይዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋልያታት) ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ዝገብሩዎም ክልተ ናይ ሜዳ ፀወታኣ ኣብ ሞሮኮ ከምተካይድ ተገሊፁ። ፈላማይ ፀወታ ምስ ሴራሊዮን 5 ሕዳር 2016 ዓ.ምን ካልኣይ ፀወታ ድማ ምስ ቡርኪና ፋሶ 11 ሕዳር 2016 ዓ.ም ከምዝካየድ ተሓቢሩ፡፡ በዚ ድማ ክልቲኦም ናይ መፃረዪ ፀወታታት ኣብ ሞሮኮ ከተማ ኣል ጀዲዳ ዘርከብ ስታዲየም ኤል ኣብዲ ከምዝካየዱ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። #Ethiopia እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
Read More...

ኣሰልጣኒ ገብረመድህን ሃይለ ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምዃን ስምምዕነት ፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ገብረመድህን ሃይለ ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ደቂ ተባዕትዮ ብምዃን ተሸይሙ። ኣሰልጣኝ ገብረመድህን ዋና ኣሰልጣኒነት እታ ሃገራዊት ብምዃን ሎሚ መዓልቲ ስምምዕነት ከምዝፈፀመ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓሬታ የረድእ፡፡ እቲ ኣሰልጣኒ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ትሳተፍ…

ሕፁያት ኮኾብ ተፃዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ 2023 ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕፁያት ኮኾብ ተፃዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ(ካፍ) 2023 ዕላዊ ኮይኑ። ኣብቲ ዝርዝር 30 ተፃወትቲ ብሕፁይነት ዝቐረቡ እንትኾኑ፥ 20 ዝኾኑ ኣብ ጋንታታት ኣፍሪካ ዝፃወቱ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ካብ መንጎ እቶም ዝርዝር፥ ሞሃመድ ሳላህ፣ ሪያድ ማህሬዝ፣ ኣሺራፍ ሃኪሚ፣ ሞሃመድ ኩዱስ፣ ቪንሴንት ኣቡበከር፣ ሳዲዮ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣዳማ ከተማ ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 5ይ ሰሙን ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኣዳማ ከተማ ንድሬዳዋ ከተማ 2 ን 1 ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ ቀትሪ 9 ሰዓት ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኣዳማ ከተማ ንኽትዕወት ኣብዲሳ ጀማልን እሰጋኸኝ ጴጥሮስ (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶ) እንተመዝግቡወን ዘርኣይ ገብረስላሴ ድማ ብሕታዊት ሸቶ ድሬዳዋ ከተማ ኣመዝጊቡዋ፡፡ እቲ ውፅኢት ስዒቡ…

ሉሲታት ናይ መልሲ ፀወተአን ሎሚ መዓልቲ ክገብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ኦሎምፒክ ደቂ ኣንስትዮ 2024 ካልኣይ ዙር ናይ መልሲ ፀወታ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ናይጀሪያ መዘነኣ ክተካይድ ኢያ። እቲ ፀወታ ሎሚ ምሸት ሰዓት 12፡10 ኣብ ኣቡጃ ስታዲየም ኣቢዮላ ከምዝገብር ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ ሉሲታት ናይ መልሲ…

ሊዮኔል ሜሲ ን8ይ ግዘ ተዓዋቲ ሽልማት ባሎንዶር ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊዮኔል ኣንደሬስ ሜሲ ተዓዋቲ ሽልማት ባሎንዶር 2023 ኮይኑ፡፡ ስነ-ስርዓት ሽልማት ተዓዋቲ ባላንዶር 2022/ 2023 ትማሊ ምሸት ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ ተኻይዱ፡፡ በዚ ድማ ብደቂ ተባዕትዮ ኣርጀንቲናዊ ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ሊዮኔል ሜሲ ብሉፅ ተፃዋታይ ዓለምና ተባሂሉ ን8ይ ግዘ ሽልማት ባሎንዶር ተጎናፂፉ፡፡ ኣብ…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ሜዳኣ ንኽትፃወት እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ተባዕትዮ ኢትዮጵያ መለክዒታት ብምምላእ ፀወታኣ ኣብ ሜዳኣ ንኽትፃወት ብፍሉይ ትኹረት እናሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ዴኤታ ባህሊን ስፖርትን ኣምባሳደር መስፍን ቸርነት ገሊፆም። መበል 15 ሓፈሻዊ ጉባኤ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ መእከቢ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኩዕሾ እግሪ…