Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ደቡብ አፍሪካዊ ተፃዋታይ ኩዕሾ እግሪ ናይ መኪና ስርቂ ብዝፍፅሙ ገበነኛታት ከምዝተቐተለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃታይ ክፍሊ ምክልኻል ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ኣፍሪካን ጋንታ ካይዘርን ዝኾነ ሉክ ፍሉርስ ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ ናይ መኪና ስርቂ ብዝፍፅሙ ገበነኛታት ከምዝተቐተለ ተገሊፁ። ጋንትኡ ከምዝሓረቶ÷ ወዲ 24 ዓመት ተኻኻላይ ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ ሆንዲው ኣብ ዝተብሃለ ሰፈር መኪናኡ ንምምላእ እናተፀበየ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ብዝተተኮሰ ጥይት ህይወቱ ሓሊፉ። ኣቐባሊ ቃል ፖሊስ ደቡብ ኣፍሪካ ቃል ማቬላ ማሶንዶ÷ እቲ መጥቃዕቲ መኪናኡ ንምውሳድ ብዝደልዩ ሸፋቱ ዝተፈፀመ ከምዝኾነ ገሊፆም። ናይቲ…
Read More...

ጋንታታት ቼልሲን ማንቸስተር ዩናይትድን ዝገበረኦ ፀወታ ብዓወት ቼልሲ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ቼልሲን ማንቸስተር ዩናይትድን ዝገበረኦ ፀወታ 4 ን 3 ብዝኾነ ውፅኢት ቼልሲ ተዓዊታ። ኣብ መበል 30 ሰሙን ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ ጋንታታት ቼልሲን ማንቸስተር ዩናይትድን ምሸት 4፡15 ዝተራኸባ እንትኾና÷ ቼልሲ ኣብ መወዳእታ ደቓይቕ ብዘመዝገበትን ክልተ ሸቶታት 4 ን 3 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ቼልሲ ንኽትዕወት…

ፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ዋና ቤት ዕይኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክኸፈት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ዋና ቤት ዕይኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምኽፋት ዘኽእልስምምዕነት ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ከቲሙ። ኣብቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱኳን ኣያኖን ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ኣይተ ኢያሱ ወሰንን ክታሞም ከምዘንበርሉ ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ…

ኣብ መበል 45 ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ሃገር ኣቋራፂ ንዝተሳተፉ ኣትሌታት ኣቀባብላ ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰርቢያ ቤልግሬድ ኣብ ዝተሳለጠ መበል 45 ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ሃገር ኣቋራፂ ንዝተሳተፉ ኣትሌታት ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር መስፍን ቸርነትን ረዳት ኮሚሽነር ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ነቲ ጉጅለ…

ኣብ ኢትዮጵያ ስፖርት ጉስጢት ውፅኢታዊ ንክኸውን ካብ ፕሮጀከት ጀሚሩ ከስረሐሉ ይግባእ-ስፖርተኛታት ጉስጢት

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ስፖርት ጉስጢት ውፅኢታዊ ንክኸውን ካብ ፕሮጀከት ጀሚሩ ከስረሐሉ ይግባእ ክብላ ስፖርተኛታት ጉስጢት ገሊፀን። እተን ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ ወርቂ ዘርከባ ስፖርተኛታት እተቲ ዓውዲ ቤተልሄም ገዛኸኝን ቤተል ወልዴ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበረን ፃንሒት፥ ድሕሪ ዓመታት ብጉስጢት…

ጋንታ ሊቨርፑል መሪሕነት ፕሪሜር ሊግ እንግሊዝ ብግዚያዊነት ተረኪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 30 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታ ሊቨርፑል ንብራይተን 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ናብ መሪሕ እቲ ሊግ ኮይና፡፡ ሊቨርፑል ንኽትዕወት ሉዊስ ዲያዝን ሞሃመድ ሳላህን እተን ሸቶታት ኣመዝጊቦምወን፡፡ ንብራይተን ካብ ስዕረት ዘየድሐነት ሸቶ ድማ ዳኒ ዌልቤክ ኣመዝጊቡዋ፡፡ እቲ ውፅኢት ስዒቡ…

ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናይ ዚ ሰሙን ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ሎሚ ምሸት ከተኣናግድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ። መበል 30 ሰሙን ፀወታታት እቲ ሊግ ሎሚ ምሸት ቀፂሎም እንትካየዱ÷ ኣብቲ ሊግ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ዝርከባ ጋንታታት ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ። 64 ነጥቢ ብመሓዝ እናመርሐት ትርከብ ጋንታ ኣርሴናል 63 ነጥቢ ብመሓዝ…