ሽመልስ እሸቱ (ኢ/ር) ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር መገዲታት ኢትዮጵያ ብምዃን ተሾይሞም On Oct 11, 2026 5 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ንሽመልስ እሸቱ (ኢ/ር)ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር መገዲታት ኢትዮጵያ ብምግባር ሾይሞም። #ኢትዮጵያ #ዓባይሃገር #ዓብዪህዝቢ #ዓብዪራኢ 5 Share FacebookTwitterTelegramWhatsAppEmailViberPrint