Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ወራሲ ዙፋ ኣቡ ዳቢ ተዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ወራሲ ዙፋን ኣቡ ዳቢ ልኡል ሼኽ ካሊድ ቢን ሙሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ተዘቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፤ ጎድና ጎድኒ መበል 18 ጉባኤ ብሪክስ ምስ ወራሲ ዙፋን ኣቡ ዳቢ ልኡል ሼኽ ካሊድ ቢን ሙሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ከም ዘቲና ኢሎም።

ኣብቲ ዘተ ኣብ ቀንዲ ቅድመ ኣጀንዳታት ብሪክስን ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብን ዘሎ ብዙሕ ዘፈር ዝሓቖፈ ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ዘድሀበ ዕዉት ዘተ ከምዝተኻየደ ኣመልኪቶም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.