ቤት ምኽሪ ክልል ሶማሌ ብርእሰ ምምሕዳር ሙስጠፌ መሓመድ ዝቐረቡሉ ሹመታት ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ሶማሌ 7ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ዓመት ፈላማይ ጉባኤ ብርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሙስጠፌ መሓመድ ቀሪቦም ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ሹመታት ብምፅዳቕ ተዛዚሙ።
በዙይ መሰረት፦
- ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፕሬዝዳንት – ሑሴን ኣብዱላሂ (ዶ/ር)
- ቢሮ ሰላምን ፀጥታን – ኣይተ ኣብዲቃድር ረሺድ
- ቢሮ ፋይናንስ – ኣይተ መሓመድ ሙሴ
- ቢሮ ፍትሒ – ኣይተ ኸዲር ኣብዲራሕማን
- ቢሮ ሕርሻ – ኣይተ ጉሌድ ኣሕመድ
- ቢሮ ትምህርቲ – ኣይተ መሓመድ ሼክ ኣደን
- ቢሮ ክእለትን ፈጠራ ዕድል ስራሕን – ኣይተ ፈይሰል ረሺድ
- ቢሮ ጥዕና – ዶ/ር ሙሴ ኣሕመድ
- ቢሮ ማይ – ኣይተ ሲያድ ኑር
- ቢሮ ሃብቲ እንስሳት – ኣይተ ኢብራሂም ሓሰን
- ቢሮ እቶት – ኣይተ ሑሴን ጌይድ
- ቢሮ ፕላን – ኣይተ ዑመር-ፋሩቕ ሓጂ ዋርፋእ
- ቢሮ ንግዲ – ወ/ሮ ሂቦ ኣሕመድ ዑመር
- ቢሮ ደቂ ኣንስትዮ – ወ/ሮ ሓሊሞ ሓሰን
- ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ – ወ/ሮ ኣያን ኣብዲ
- ቢሮ መስኖ – ኣይተ መሓመድ ፋታሕ
- ቢሮ ጉዳያት ኮሙኒኬሽን – ዶ/ር ኣብዲ ኣሕመድ
- ቢሮ ኢንቨስትመንትን ኢንዱስትሪን – ወ/ሮ ኸድራ በሺር
- ቢሮ መንገዲታት – ኣይተ ኢድሪስ ሙሴ
- ቢሮ ልምዓት ከተማ – ኣይተ ኣሕመድ ሹክሪ
- ቢሮ ፈጠራን ቴክኖሎጂን – ኣይተ መሓመድ ዓሊ ዳሂር
- ቢሮ ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ – ኣይተ ኣሕመድ-ያሲን ሼክ ኢብራሂም
- ቢሮ ማዕድንን ነዳዲን – ወ/ሮ ፋጡሞ ኣብዲራዛቕ
- ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን – ወ/ሮ ኣያን መሓመድ
- ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳያት – ሙህያዲን ኣብዲ (ኢ/ር)
- ቢሮ መንእሰያትን ስፖርትን – መሓመድ ማህዲ
- ቢሮ ሓለዋ ከባቢን ለውጢ ኩነታት ኣየርን – ወ/ሮ ሃኒ መሓመድ ብምኳን ተሸይሞም።