ናይ 2019 ዓ.ም ሬሜዲያል መርሃ ግብሪ መእተዊ ነጥቢ ዩኒቨርሲቲ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ን2019 ዓ.ም ተምሃሮ መርሃ ግብሪ ሬሜዲያል ናብ ዩኒቨርሲቲ ክኣትዉ ዘኽእሎም መሕለፊ ነጥቢ ዕላዊ ገይሩ።
እቲ ሚኒስቴር፤ እቲ መሕለፊ ነጥቢ ብመሰረት ውፅኢት ተምሃሮ፣ ዓቕሚ ቅበላ ዩኒቨርሲቲታትን መትከል ሃገራዊ ፍትሓዊነት ትምህርቲን ከምዝተወሰነ ገሊፁ።