Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኢኮኖሚያዊ ተረባሕነት ህዝቢ ዘዕበዩ ስራሕቲ ልምት ተወጊኖም – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኢኮኖሚያዊ ተረባሕነት ህዝቢ ብዝሐሸ መልክዑ ዘዕበዩ ስራሕቲ ልምት ተወጊኖም ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፡፡

ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ሳልሳይ ርብዒ ዓመት ፓርቲን መንግስቲን እቲ ክልል ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ይካየድ ኣሎ።

እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ÷ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኢኮኖሚያዊ ተረባሕነት ህዝቢ ብዝሐሸ መልክዑ ዘዕበዩ ስራሕቲ ልምዓት ተወጊኖም።

ሕብረተሰብ ዘልዕሎም ሕቶታት ንምምላስ ብዝተፈላለዩ ዘፈራት ብዝተሰርሐ ስራሕ ጭቡጥ ውፅኢት ከምዝተረኸበ ብምግላፅ÷ እቶም ስራሕቲ ብቑፅሪ ጥራሕ ዝግለፁ እንተይኮኑ ፀገም ማሕበረሰብ ዝፈትሑ ኢዮም ኢሎም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.