Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ኣብዱላሂ ኣደን ዩሱፍ ከንቲባ ምምሕዳር ድሬዳዋ ብምዃን ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ድሬዳዋ ንኣይተ ኣብዱላሂ ኣደን ዩሱፍ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ብምግባር መሪፁዎም።

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ድሬዳዋ ኣብ ምስረታ ጉባኤኡ ዝተፈላለዩ ሹመታት ከፅድቕ እዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ብምንያህል መለሰ

#ኢትዮጵያ #ዓባይሃገር #ዓብዪህዝቢ #ዓብዪራኢ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.