Fana: At a Speed of Life!

ኤምባሲታት ዝተፈላለዩ ሃገራት ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኤምባሲታት ዝተፈላለዩ ሃገራት ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን።

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ ኤምባሲታት ኣሜሪካ፣ ኬንያ፣ ኢራን፣ እስራኤል፣እንግሊዝ፣ ኣየርላንድን ስዊድንን ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም ሰናይ ትምኒቶም ገሊፀም።

እተን ኤምባሲታት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፀን ኣቢለን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፣ በዓል መስቀል ናይ ሰላም፣ ፍቕርን ሓድነትን ክኸውን ተመንየን።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.