Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ዘገየ ኣስፋው ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ዘገየ ኣስፋው ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም፡፡

ኮሚሽነር ዘገየ ኣስፋው ኣብ ሚኒስቴር ሕርሻ ካብ 1968–1970 ዓ.ምን ካብ 1983 – 1984 ዓ.ም ብሚኒስትርነት ኣገልጊሎም።

ከምኡ እውን ኣዋጅ መሬት ንሓራሲኡ ንኽእወጅ ልዑል ብፅሒት ኣበርኪቶም።

ኮሚሽነር ዘገየ ኣስፋው ብዝሓደሮም ሕመም ብሕክምና እናተሓገዙ ፀኒሖም ሎሚ መዓልቲ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.