Fana: At a Speed of Life!

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ተዛቲዮም፡፡

ዘተ ክልቲኦም ወገናት ዝተገበረ ጎድና ጎድኒ ጉባኤ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ብሪክስ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡

ጉባኤ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ብሪክስ “ፅንዓት፣ ፈጠራ፣ ምትሕብባርን ዘላቕነትን ምህናፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ህንዲ ኒው ዴልሂ እናተኻየደ ይርከብ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.