Fana: At a Speed of Life!

ጫፍ ዝሓዙ ኣተሓሳስባታት መወዳእተኦም ኣይፅብቕን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፖለቲካዊ ይኹን ሃይማኖታዊ ወይ እውን ብኻሊእ ኣተሓሳስባ ጫፍ ዝሓዙ ዋልታ ዝረገፁ ኣተሓሳስባታት ክውገዱ ይግባእ ኢሎም፡፡

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ”ዕቤት ሚዲያ ንህንፀት ያታ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዓውዲ ሚዲያን ትካላትን ዝተመዝገቡ ዓወታት ዝዝቲ መድረኽ ተኻይዱ።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዘካፈሉዎ ሓሳብ፤ ዝኸረረ ነገር መወዳእትኡ ምስባ ስለዝኾነ መሰል ኣተሓሳስባታት እንተዝተርፉ ፅቡቕ ኢዩ ክብሉ ምዒዶም፡፡

ዝሓለፉ 50 ን 40 ዓመታት ታሪኽና ዘርእዮ እውን ዝኸረሩ ኣተሓሳስባታት መወዳእተኦም ከምዘይፅብቕ ኣብሪሆም፡፡

ሚዲያታት ካብዚ ትምህርቲ ወሲዶም ሚዛናዊ ናብ ምዃን እንተዝሰጋገሩ ፅቡቕ ከምዝኾነ ኣገንዚቦም።

ቅድሚ ሕዚ ኣብ ኢትዮጵያ እኹል ፅልኢ ተዘሪኡ ኢዩ፤ ንሱ ኣይጠቅምን ካብ ዝሓለፈ ምምሃር የድሊ ክብሉ መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም።

ብኣመለወርቅ ደምሰው

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.