Fana: At a Speed of Life!

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ነበርቲ ከተማ መቐለ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ነበርቲ ከተማ መቐለ ተዛቲዮም።

ኣብቲ እዋን ዘተ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓዲን መናእሰይን ሓዊሱ ክፋላት ማሕበረሰብ እታ ከተማ ተረኺቦም፡፡

እቲ ዜ ኣብ ክልል ትግራይ ሰላምን ምርግጋእን ምጥንኻር፣ ሕቶታት ስግኣት እቲ ማሕበረሰብን ምስማዕ ከምኡ እውን ብሓበራዊ ምርድዳእን ብምትሕብባርን ስራሕቲ ህንፀት ሰላም ኣብ ምስፋሕ ዘድሀበ እዩ።

ብግዛቸው ግርማዬ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.