Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ታዬ ንበዓል ደመራን መስቀልን ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣16 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ንኹሎም ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ንበዓል ደመራን መስቀልን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ መልእኽቶም እንኳዕ ንበዓል ደመራን መስቀልን 2019 ዓ.ም ብሰላም ኣብፅሐኩም ኢሎም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.