ፕሬዚዳንት ታዬ አፅቀ ሥላሴ ንበዓል መውሊድ ናይ እንቋዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 19፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ሥላሴ ንኹሎም ተኸተልቲ እምነት እስልምና ንበዓል መውሊድ ናይ እንቋዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መልእኽቶም፣ እዚ በዓል በዓል ሰላም፣ ፍቕሪ፣ ምትሕስሳብን ሓድነትን ክኸውንይምነ ኢሎም።
ሎሚ ዕለት ንመበል 1501ኛ ዓመት ዝኽበር ዘሎ በዓል ልደት ነቢዩ መሓመድ (ሰ.ዐ.ወ) መውሊድ እናተኸበረ ይርከብ።