ትግራይ ደም ዝፈሰላ ዘይኮነትስ ልምዓት ዝውሕጀላ ንክትከውን ኩላትና ብሓባር ንኽተት-ዶክተር ደብረፂዮን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣቦ መንበር ህወሓት ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ፅምብል በዓል ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህወሓት 11 ለካቲት ብዝምልከት ኣብ ስታዲዮም ትግራይ ሎሚ መዓልቲ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
መበል 45 ዓመት ልደት ህወሓትን ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ…