ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ ኣብ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ኣብ ዝገብርዎ ዑደት ኣብ ክሊ መሰልን ረብሓን ኢትዮጵያውያን ዘኽብሩ ዛዕባታት ልዝብ ከምዝገብሩ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሕቡራት ኢሜሬታት ዓረብ ኣብ ዝገብርዎ ዑደት ኣብ ክሊ መሰልን ረብሓን ኢትዮጵያውያን ዘኽብሩ ዛዕባታት ልዝብ ከምዝገብሩ ተገሊፁ።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብታ ሃገር ኣብ ዝገብርዎ ንሰለስተ መዓልታት…