ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመት ንምዝዛም ፃዕሪ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሮጀክትን መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመት ንምዝዛም ፃዕሪ ይግበር ከምዘሎ ሚኒስትር ማይ መስኖን ኤሌክትሪክን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ገሊፆም።
2 ሺህ 160 ሜጋ ዋት ሓይል ናይ ምፍልፋል ዓቕሚ ዘለዎ እቲ ግድብ፥ ኣብ ኢትዮጵያ…