Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2026

ቻይና ምስ 53 ሃገራት ኣፍሪካ እትገብሮ ዕድጊት ንግዲ ካብ ቀረፅ ናፃ ክትገብር እያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቻይና ዲፕሎማስያዊ መሻርኽተይ ምስ ዝበለቶም 53 ሃገራት ኣፍሪካ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ዕድጊት ንግዲ ካብ ቀረፅ ናፃ ክትገብር እያ። ቻይና ቅድሚ ሕዚ ኣብ ዕብየት ዝርከባ 33 ሃገራት ካብ ቀረፅ ናፃ ዝኾነ ፖሊሲ ንግዲ ኣተግቢራ ዝነበረ…

ጥንኩር ኣመራርሓ ዘለወን ትካላት ተወዳዳራይነት ይሃንፁ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ጥንኩር ምሕደራን ኣመራርሓን ዘለወን ትካላት ስግኣት ብምውጋድ ተወዳዳራይነት ይሃንፃ ኢሎም። ማሕበር ኣክሲዮን ማእኸል ልህቀት ካፒታል ፋይናንስ ዘሰናደኦ ኣብ ኮርፖሬት ምምሕዳርን ኣመራርሓ ዙሪያ…

መቐለ 70 እንደርታን ሃድያ ሆሳእናን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 29 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታን ሃድያ ሆሳእናን ሓደ ማዕረ ተፈላሊየን። ቀትሪ ሰዓት 7 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ናይ መቐለ 70 እንደርታ ሸቶ ኬኔዲ ገብረፃዲቅ እንተመዝግብ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምልክት እጃም ህንፀት ሃገርን ኩርዓት ብሄራዊ ካብ ምዃን ብዝሓለፈ ልህቀት ኣቪየሽን ኣፍሪካን እዩ ኢሎም ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ፡፡ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 80 ዓመት ምምስራቱ ኣመልኪቱ ምሰ ዓማዊልን…

ነበር ተፃዋታይ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣሽሊ ያንግ ጫማ ሰቒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ነበር ተፃዋታይ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣሽሊ ያንግ ጫማ ምስቓሉ ዕላዊ ገይሩ፡፡ ኣብዚ ውድድር ዓመተ ምስ ክለብ ሻምፒዮንሺፑ ኢፕስዊች ታውን ይፃወት ዝነበረ ኮይኑ፤ ኣብ 40 ዓመት ዕድሚኡ ጫምኡ ሰቒሉ። እዚ ተፃዋታይ ምስ…

ብሕቡራት መንግስታት ዝተንኣዱ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብመሪሕነት ኢትዮጵያን ዓወታት ልምዓትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣጀንዳ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ምስላጥ ዘካይድዎ ዘለው ብቕዓት ኣመራርሓ ዝነኣድ እዩ ኢሎም ዋና ፀሓፊ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሪካ ክላቨር ጋቴቴ። እቶም ዋና ፀሓፊ ኢትዮጵያ ኣብ…

ኢትዮጵያ ዜጋታት ካብ ፅግዕተኛነት ንምንጋፍ እትገብሮ ዘላ ስልታዊ ስግግር ፍረ የፍሪ ኣሎ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ዓርሰ ብምግቢ ንምኽኣል እትገብሮ ስትራተጂካዊ ፖሊሲ ሎሚ እውን ብሚሊየናት ዝቑፀሩ ዜጋታት ካብ ፅግዕተኛነት ናብ ኣፍራይነት ንምስግጋር ዓወታት ይምዝገብ ኣሎ። እዚ ንዘመናት ኣብ ተፀባይነት ተገዲቡ ዝነበረ ዓብዩ ሓይሊ ሰብ፣…

ዘተኣተማምን ዕድል ስራሕ ዝተፈጠረላ ኢትዮጵያ ጋህዲ ናይ ምግባር ከይዲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀገም ስእነት ስራሕ ብዘላቕነት ምፍታሕ እንተዘይተኻሉ ከም ሃገር ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊ ከምኡ እውን ፖለቲካዊ ቅልውላው ከስዕብ ከምዝኽእል ይፍለጥ። ስለዝኾነ ድማ ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ብምድሃብ ምቹውን ዘተኣማምንን ዕድል ስራሕ ዝተፈጠረላ…

ኣሜሪካ ምስ ኢራን ኣብ ዘካየደቶ ኲናት 25 ቢሊየን ዶላር ዝኸውን ገንዘብ ከሲራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሜሪካ ምስ ኣብ ዘካየደቶ ኲናት ክሳብ ሕዚ 25 ቢሊየን ዶላር ዝኸውን ገንዘብ ከምዘውፀአት ተሓቢሩ። ሮይተርስ ላዕለዋይ በዓል መዚ ወታደራዊ ቤት ዕዮ ኣሜሪካ ፔንታገን ፀሪሑ ከምዝፀብፀቦ፤ መብዛሕትኡ ወፃኢ ንጦር መሳርሒ ዝወፅአ ኢዩ። ቅድሚ…

መቻል ኢትዮ ንኤሌክትሪክ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 29 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንኢትዮ ኤሌክትሪክ 1 ን 0 ስዒራ። ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ መቻል ኮሊንስ ኮፊ ኣመዝጊቡዋ፡፡…