ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ወኪላት ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ፓርክ እንጦጦ ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መቐመጢኦምኣብ ኢትዮጵያ ዝገበሩ ወኪላት ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ፓርክ እንጦጦ ዑደት ኣሳሊጦም።
እቲ ዑደት በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያን ሚኒስቴር ገዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን ከምዘዳለዉዎ ተገሊፁ።
ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ብሮድካስት…