ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለያ ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝኸውን ደገፍ ይገብራ ኣለዋ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኮይሻ፣ ጎርጎራን ወንጪን ብሓባር ንምልማዕ ንዘቕረብዎ ፃውዒት ብምቕባል ዝተፈላለያ ትካላት ድጋፍ ገንዘብ ይገብራ ኣለዋ። ብመሰረት እዚ ኣብ ሳልሳይ ዙር ደገፍ መኣዲ ንሃገር ሸውዓተ ትካላት ድጋፍ ገይረን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ካብ ሞንጎ ዝተሓዙ ሰባት እቶም 15 ሚኢታዊ ዝኾኑ ናብ ማእኸል ክፍሊ ፅኑዕ ሕክምና ከምዝኣትዉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ካብ ሞንጎ ዝተሓዙ ሰባት እቶም 14 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ናብ ማእኸል ክፍሊ ፅኑዕ ሕክምና ከምዝኣትዉ ተገሊፁ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ዝርከበሉ ኩነታትን ካብ መበገሲኡ ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ ዘሎ ኣወሃህባ ግብረመልሲን…
ስፓርት ቀዳማይ ዙር ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ብዝካየዱ ግጥማት ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ዙር ውድድር ኩዕሾ እግሪ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ብዝካየዱ ግጥማት ክጅመር ኢዩ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ፀወታታት ካብ ምድብ ሓሙሽተ ክሳብ ምድብ ሸሞንተ ዘለዋ ጋንታታት ካብ 1 ሰዓትን 55 ደቒቕን ጀሚሚረን ውድድረን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብዛ ሃገር ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ሰብኣዊ መሰልን ግደ ትካላትን ብዝምልከት መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዛ ሃገር ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ሰብኣዊ መሰልን ግደ ትካላትን ብዝምልከት መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ ብጉባኤ ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዝተሰናድአ አንትኸውን፥ ፓርቲታት ፖለቲካን መራኸብቲ ሓፋሽን ኣብቲ ዘተ ይሳተፉ ከምዘለዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ዘርፈሽዋል ንጉሴ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ተሸይመን Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል ሻምናይ ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ዝሳለጥ ዘሎ ስሩዕ ጉባኤ ወ/ሮ ዘርፈሽዋል ንጉሴን ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ንክኾና ተሸይመን። ኣብቲ ጉባኤ ኣፈፃፅማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ኣመራርሓ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ተዛቲዮም። እቲ መድረኽ ዘተ ቅድመ ምክልኻልን ጥንቃቐን ኮቪድ 19 ተግባራዊ ብምግባር ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምቕፃል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሱዳን ካብ መዝገብ ግብረ ራዕዲ ንምውፃእ ዓሊማ 335 ሚልየን ዶላር ካሕሳ ናብ ኣሜሪካ ከምዝለኣኸት ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ካብ መዝገብ ግብረ ራዕዲ ንምውፃእ ዓሊማ 335 ሚልየን ዶላር ካሕሳ ናብ ኣሜሪካ ከምዝለኣኸት ተገሊፁ። ሱዳን ነዚ ዝፈፀመትሉ ምኽኒያት፥ እታ ሃገር እንተደኣ ካሕሳ 335 ሚልየን ዶላር ከፊላ ካብ’ቲ ንግብረ ራዕዲ ድጋፍ ካብ ዝገብራ ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣስታት 30 ሚኢታዊ ኣብያተ ትምህርቲ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ከምዝጀመራ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ኣስታት 30 ሚኢታዊ ኣብያተ ትምህርቲ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ትማሊ ከምዝጀመራ ሚኒስቴር ትምህርቲ ፌዴሪኢ ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ካልኦት ኣብያተ ትምህርቲ እውን ኣብ ቀፃሊ እቲ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ከምዝጅምራ ኣፍሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊታት ምክልኻል ሃገር ተወሰኽቲ ክልተ እዛት ወዲቡ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊታት ምክልኻል ፌዴሪኢ ዝወሃቡኒ ግዴታታት ብቕልጡፍ ንምፍፃም ዘኽእሉኒ ኢዮም ዝበሎም ተወሰኽቲ ክልተ እዛት ከምዝወደበ ኣፍሊጡ። እቶም ሓደሽቲ እዛት ኣብዚ ዓመት ናብ ስራሕ ከምዝኣትዉ እውን ተገሊፁ። ጠቅላይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ምክልኻል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ዘገልግሉ ሄሊኮፕተራት ይገጣጥም ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ካብ ወፃኢ ዝመፅኣ ሄሊኮፕተራት ይገጣጥም ኣሎ። እቲ መገዲ ኣየር፥ ምስ ሚኒስቴር ሕርሻ ብምትሕብባር ኣምበጣ በረኻ ንምጥፋእ ኬሚካል ንምንፃግ ዘገልግላ ሰለስተ ሄሊኮፕተራት ካብ ወፃኢ ምጉዕዓዙ…