Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2020

ኣብ ዓለም ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 40 ሚሊየን ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 40 ሚሊየን ከምዝዛየደ ተገሊፁ። ከም ፀብፃብ መርበብ ሓበሬታ ወርልድኦሜትር እንተኾይኑ፥ ኣብ መላእ ዓለም 40 ሚሊየን 38 ሺሕን 606 ሰባት በቲ ቫይረስ ተለኺፎም ኢዮም። ሓደ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 560 ኣውቶብሳት ካብ ፅባሕ ጀሚረን ናብ ስራሕ ከምዝዋፈራ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀገም ትራንስፖርት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምፍታሕ ካብ ፅባሕ ጀሚረን 560 ኣውቶብሳት ብኽራይ ናብ ስራሕ ከምዝዋፈራ ተገሊፁ። እተን ኣውቶቢሳት፥ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ውልቀ ማሕበራት ትራንስፖርት ብዝገበሮ ስምምዕነት ኢዩ ብኽራይ ናብ ስራሕ…

ኩባኒያታት ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ከፍስሱ ከምዝደልዩ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ኩባኒያታት ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ከፍስሱ ከምዝደልዩ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ሬሚ መርቻው ገሊፆም። ኣምባሳደር ሬሚ መርቻው ምስ ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ…

ብወ/ሮ ፊልሰን ኣብዱላሂ ዝተመርሐ ጉጅለ ብምኽንያት ምምላእ ማይ ሩባ ኦሞ ኣብ ወረዳ ዳሰነች ዝተመዛበሉ ወገናት ዑደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒሰስትር መናእሰይ፣ ደቂኣንስትዮን ህፃናትን ብምኽንያት ምምላእ ማይ ሩባ ኦሞ ኣብ ወረዳ ዳሰነች ዝተመዛበሉ ወገናት ዑደት ኣካይዱ። ኣብ ዞባ ደቡብ ወረዳ ዳሰነች ሩባ ኦሞ ብምምልኡ ልዕሊ 62 ሺሕ ዜጋታት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኢዮም። ሎሚ…

መሪሕ ትልሚ 10ን 5ን ዓመት ሚኒስቴር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ዝምልከት ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መሪሕ ትልሚ ቀፃሊ 10ን 5ን ዓመት ሚኒስቴር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ዝምልከት ዘተ ተሳሊጡ። ህዝቢ ብማሕበራዊን ኢኮኖሚያውን ልምዓት ተረባሒ ክገብሩ ኣብ ዝኽእሉ ቀንዲ ቀንዲ ስራሕቲን ኣንፈታትን ዘድሃበ ትልሚ ኢዩ ተባሂሉ። ብመሰረት…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ፖላንድ ጊዲኒያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሳለጥ ጉያ ፍርቂ ማራቶን ክሳተፉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ፖላንድ ጊዲኒያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሳለጥ ጉያ ሻምፒዮና ፍርቂ ማራቶን ክሳተፉ ኢዮም። እቲ ጉያ ሻምፒዮና ፍርቂ ማራቶን ንመበል 24 ጊዘ ዝሳለጥ ዘሎ እንትኸውን፥ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ምስ ኣትሌታት ኬንያን ዩጋንዳ…

ሕብረት ኣፍሪካ ንምክልኻል ኮቪድ 19 ዝውዕል 300 ሚሊየን ዶላር ከተኣኻኽብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ንምክልኻል ኮቪድ 19 ዝኸውን 300 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዘተኣኻኽብ ኣፍሊጡ። እቲ ገንዘብ 14 ጥቅምቲ ብዌቢናር ኣብ ዝሳለጥ ምድላው ዝእከብ እንትኸውን፥ እቲ ምድላው ብቋንቋታት ዓረብኛ፣ እንግሊዝኛ፣ ፈረንሳይኛን ፖርቹጊዝን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ሲሪል ራማፎሳ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳ ብስልኪ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ርክብ ክልቲአን ሃገራትን ጉዳያት ቀጠና ኣፍሪካን ብዝምልከት ውፅኢታዊ ዘተ ከምዝገበሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ…

ዝተፈላለያ ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝኸውን ደገፍ ይገብራ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይሻ፣ ጎርጎራን ወንጪን ብሓባር ንምልማዕ ንዝቐረበ ፃውዒት ብምቕባል ንመኣዲ ንሃገር ዝኸውን ደገፍ ንዝገብራ ዘለዋ  ዝተፈላለያ ትካላት አመስጊኑ። ብመሰረት እዚ፦ ባልኪ ዳሸን - 30 ሚሊየን ብር…

ኩለን ዩንቨርስቲታት ካብ 23 ክሳብ 30 ጥቅምቲ ቀዳማይ ዙር ምቕባል ተምሃሮ ክገብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ዶክተር ሳሙኤል ኡርቃቶ ኩለን ዩንቨርስቲታት ካብ 23 ክሳብ 30 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ቀዳማይ ዙር ምቕባል ተምሃሮ ንክገብራ ኣተሓሳሲቦም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ቀረባ እዋን ብመሰረት ፕሮቶኮል ኮቪድ-19…