ኢትዮጵያን ካዛኪስታንን ኣብ ዘፈር ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእላሉ ዛዕባ ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ካዛኪስታንን ኣብ ዘፈር ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእላሉ ዛዕባ ዘድሃበ ዘተ ከምዝተሳለጠ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ።
ዋና መፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣይተ ሳዶካን…