ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ድጋፍ ንዝገበሩ ትካላት አመስጊኑ Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ድጋፍ ንዝገበሩ ትካላት አመስጊኑ። እቲ ቤት ፅሕፈት፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኮይሻ፣ ጎርጎራን ወንጪን ብሓባር ንምልማዕ ንዘቕረብዎ ፃውዒት ብምቕባል ድጋፍ ገንዘብ ንዝገበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 357 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)357 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ተመሊሶም። እቶም ኢትዮጵያውያን ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ዳይሬክተር ጄኔራል ጉዳያት ቆነስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ መስፍን ገብረማሪያም ሓዊሱ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ትምህርቲ ማስክ ዘይበፅሐን ኣብያተ ትምህርቲ 9 ጥቅምቲ ምምሃር ምስትምሃር ንከይጅምራ ኣተሓሳሲቡ Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ፌዴሪኢ ማስክ ዘይበፅሐን ኣብያተ ትምህርቲ 9 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ከይዲ ምምሃር ምስምሃር ንከይጅምራ ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ወረዳን ጣቢያን ዘለዋ ኣብያተ ትምህርቲ 9 ጥቅምቲ ከምዝጅምራ ዝገለፁ ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ኢንጂነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ህንፀት ሃገር ዘይውዳእን ካብ ትውልዲ ናብ ትውልዲ ብምቅብባል ዝስራሕን ኢዩ-ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ መዓልታት ንሕብረት ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ተወከልቲ ፎረም ሰላምን ዘዳለዎ መድረኽ ስልጠናን ልዝብን ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ። ኣብ መዕፀዊ እቲ መድረኽ ዝተረኸባ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ሃገራዊ ዛዕባታት ዘድሃበ ዘተ የካይዱ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ሃገራዊ ዛዕባታት ዘድሃበ ዘተ የካይዱ ኣለዉ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ይሳተፉ ከምዘለዉ ተገሊፁ። እቶም ፓርቲታት ፖለቲካ፥ “ሕገ-መንግስትን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፈረንሳይ ብሰንኪ ቫይረስኮሮና ኣብ 9 ከተማታት ሰዓት እቶ እቶ ኣዊጃ Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ፓሪስን ካልኦት ትሸዓተ ከተማታትን ኣብ ሰዓታት ናይ ምሸት ኣዋጅ እቶ እቶ ከምዝተኣወጁ ኣፍሊጦም። ኣዋጅ እቶቶ እታ ሃገር ነቲ ብቑልጡፍ ዝላባዕ ዘሎ ለበዳ ቫይረስኮሮና ንምግታእ ዝዓለመ ዝዓለመ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ኣብ ኢትዮጵያ ከሳልጥዎ ዝቐነዩ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ናብ ኣስመራ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኢትዮጵያ ከሳልጥዎ ዝቐነዩ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ናብ ኣስመራ ተመሊሶም። ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣብ ዝሓለፈ ዕለተ ሰኑይ ናብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ሕዝባዊ ተሳትፎ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብምዃን ተሸይሞም Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምት 5፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ሕዝባዊ ተሳትፎ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ 04 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ዋና ዳይሬክተር ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ማእኸል ምርምር ጋዜጠኝነት ክህነፅ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፤ 5 ጥቅምት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሞያዊ ዓቕሚ ጋዜጠኝነት ከማዕብል ዝኽእል ማእኸል ምርምር ጋዜጠኝነት ከምዝህነፅ በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ህንፀት ክሳብ ሰለስተ ዓመትን መንፈቕን ኣብ ዘሎ እዋን ክዛዘም ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ ኢትዮጵያ 13…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 712 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 121 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 712 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 86 ሺሕን 430…