ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ ትማሊ 66 ወገናት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ትማሊ 586 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ገይሮም 66 ወገናት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ካብዚኦም 10 ወገናት ካብ ማሕበረሰብ ማለት ምስ ዝተፈልጠ ቫይረስ ኮሮና ዘለዎ ሰብ ርክብ ዘይነበሮም፣ 4 ሰብ ሞያ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ምስ ኣይሲስ ርክብ ከም ዘለዎም ዝግለፁ ዕጡቓት ንወደባዊት ከተማ ሞሲምብኣ ዳ ፕራያ ምቁፅፃሮም ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ምስ ጉጅለ ዳዕሽ ምትሕሓዝ ከምዘለዎም ዝግለፁ ዕጡቓት ሞዛምፒክ ንኣገዳሲት ወደብ ሞዛምቢክ ዝኾነት ከተማ ሞሲምብኣ ዳ ፕራያ ድሕሪ ንመዓልታት ዝቀፀለ ኵናት ከምዝተቆፃፀርዎ ተገሊፁ። እታ ኣብ ጫፍ ሰሜናዊ ክፋል ሞዛምኩክ እትርከብ ወደባዊት ከተማ እቶም…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 943 ሰባት እንትርከቡ 23 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 14 ሺሕን 540 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 943 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝተፈላያ ትካላት ልዕሊ ብር 38 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ብሓገዝ ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ትካላት ልዕሊ ብር 38 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብሓገዝ ኣበርኪቶም። ብመሰረት እዚ ባማኮን ኢንጂነሪንግ ኣብ መዓልቲ ን200 ሰባት ኣገልግሎት ክህባ ዝኸእላ 100 ማሽናት ኦክሲጂን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘይሕጋዊ ወረራ መሬትን ህንፀት ኣባይቲን ንምቁፅፃር ዘኽእል ስጉምቲ ይውሰድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ዝረአ ዘሎ ዘይሕጋዊ ወረራ መሬትን ህንፀት ኣባይቲን ንምቁፅፃር ዘኽእል ስጉምቲ ምውሳድ ከምዝተጀመረ ምክትልከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኢንጂነር ታከነለ ኡማ ገሊፆም። እቶም ምክትል ከንቲባ፥ ኣብታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካርዲ ኤቲኤም ጎረቤት ብምስራቕ ልዕሊ ብር 580 ሺሕ ኣውፂኣ ኣብ ውልቀ ረብሓኣ ዘውዓለት ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒላ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ናይ ጎረረቤት ካርዲ ኤቲኤም ብምስራቕ ልዕሊ ብር 580 ሺሕ ወፃኢ ብምግባር ኣብ ውልቀ ረብሓኣ ዘውዓለት ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ብምውዓል ምርመራ ከምዝጀመረ መምርሒ ፖሊስ እቲ ክፍለ ከተማ ኣፍሊጡ። ውለቀ ተበዳሊት ወይዘሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ መዛዘሚ ኣኼባ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኣምሓራ ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መዛዘሚ ኣብ ከተማ ባህርዳር እናተሳለጠ ዝነበረ ኣኼባ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኣምሓራ ተረኺቦም። ላዕለዎት ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ዛዕባታት ኣድሂቡ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ካማላ ሃሪስ ኣብ ታሪኽ ኣሜሪካ ሕፅይቲ ምክትል ፕሬዚዳንት ብምዃን ዝተመረፃ ሳልሰይቲ ሰበይቲ ኮይነን Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕፁይ ፕዚዳንት ኣኔሪካ ጆ ባይደን ንካማላ ሃሪስ ሕፅይቲ ምክትል ፕሬዚዳንት ገይሮም ምምራፆም ኣፍሊጦም። ብጆ ባይደን ምክትል ሕፅይቲ ምክትል ፕሬዚዳንት ብምዃን ዝተመረፃ ካማል ሃሪስ፥ ነዚ ቦታ ፈላመይቲ ፀላምን ሓረግ ትውልዲ እስያ ዘለወንን ክኾና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ዳይና ይቀየረልና ኢሎም ዘቕረቡዎ ሕቶ ተነፂጉ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ናይ ክሲ መዘገቦም ዝሓዘ ዳይና ንኽቕየረሎም ዘቕረቡዎ ሕቶ ተነፂጉ። ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ንዘቕረቡዎ ስምዕታ መርሚሩ ብይን ሂቡ። ብመሰረት እዚ እቲ ዝቐረበ ስምዕታ ብመረዳእታ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ 24 ሰዓታት ተወሰኽቲ 584 ሰባት ቫይረስ ኮሮና እንትርከቦም 20 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 06 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 11 ሺሕን 881 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 584 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት…