ብኮቪድ-19 ተቓላዕቲ ኣብ ዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ ብስፍሓት ምርመራ ንምክያድ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኮቪድ-19 ተቓላዕቲ ኣብ ዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ ብስፍሓት ምርመራ ንምክያድ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ ካብ ሰብ ሞያታት መራኸብቲ ሓፋሽ ንዝቐረቡለን ሕቶታት ብቪዲዮ ኮንፈረንስ ኣቢለን መልሲ…