ኣብ ኬንያ ዝውስኽ ዘሎ መልከፍቲ ቫይረስኮሮና ናብ ደግሲ እቲ ለበዳ ከምርሓ ይኽእል እዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ኬንያ ኣብታ ሃገር ዝውስኽ ዘሎ መልከፍቲ ቫይረስኮሮና ናብ ደግሲ እቲ ለበዳ ከምርሓ ይኽእል እዩ ክብል ስግኣቱ ገሊፁ።
ሚኒስትር ጥዕና ሙታይ ካግዌ፥ ቅድም ኢሉ ዝርግሐ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝውሰዱ ዝነበሩ ስጉምታት ክፎኽሱ…