Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2021

ከይዲ መረፃ ምንውሑ ግቡእ ምዃኑ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ  ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ጣቢያታት ኣዲስ ኣበባ ሕዚ እውን መረፅቲ ሪጋ ሒዞም ይርከቡ። መሳርሕትና ብዝገበሩዎ ዑደት ኣብ ክፍለ ከተማታት የካን ኣዳን ዝርከቡ መረፅቲ ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ ግቡእ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡ መረፅቲ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ መረፃ ብሰላም ይካየድ ኣሎ – ፖሊስ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መረፃ ብሰላም እናተኻየደ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ከምዝገለፆ፥ ሕብረተሰብ ብዘይስግኣት ድምፁ ንኽህብ ሕጊ መረፃ ብዝፈቕዶ መሰረት ብምግባር ኣባላት ፖሊስ ብምምዳብ ኣድላዪ ፍተሸን ቁፅፅርን እናገበረ ይርከብ፡፡…

ከይዲ መረፃ ሙሉእ ብሙሉእ ዝተዛዘመለን ጣቢያታት መረፃ ተዓፂየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተወሰኑ ጣቢያታት መረፃ ከይዲ መረፃ ሙሉእ ብሙሉእ ምዝዛሙ ስዒቡ ጣቢያታት መረፃ ተዓፂየን፡፡ ከይዲ ምሃብ ድምፂ ኣብ ዘይተዛዘመለን ጣቢያታት ምሃብ ድምፂ እናቐፀለ እንትኸውን፥ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ እውን እቲ ከይዲ ክሳብ ምሸት ሰዓት ሰለስተ…

መረፃ ሰላማዊን ምስጢራውነቱ ብዝሓለወ መልክዑ እናተካየደ ከምዝርከብን ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መረፃ ሰላማዊን ምስጢራውነቱ ብዝሓለወ መልክዑ እናተካየደ ከምዝርከብን ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ገሊፁ። እቲ ጉጅለ ተዓዛቢ ኣብ ዝተንቀሳቐሰሎም ሓሙሽተ ክልላት መረፃ፥ ዜጋታት ወፂኦም ብዘይ ዝኾነ ይኹን ኢድ ኣእታውነት…

ከይዲ ምሃብ ድምፂ ክሳብ ምሸት ሰዓት ሰለስተ ተናውሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ምሃብ ድምፂ ክሳብ ምሸት ሰዓት ሰለስተ ከምዝተናውሐ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ ዝተፈጠሩ ምድንጓያት ስዒቡ፥ ምሃብ ድምፂ ከምዝተናወሐ እቲ ቦርድ ገሊፁ፡፡ ስለዝኾነ ድማ ክሳብ ምሸት…

መረፃ ሰላማዊ ኮይኑ ንኽዛዘም ህዝቢን ሓይሊታት ፀፅታን ሓላፍነቶም ይዋፅኡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መረፃ ሰላማዊ ኮይኑ ንኽዛዘም ህዝቢን ሓይሊታት ፀፅታን ሓላፍነቶም እናተዋፅኡ ምዃኖም ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ቦርድ መረፃ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ኣምሰሉ በለጠ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብቲ ዞባ ዝርከባ 1 ሺሕን 472 ጣቢያታት መረፃ…

ኣብ ዞባ ካፋ ዝተወሰኑ ጣቢያታት መረፃ ዘጋጠመ ሕፅረት ወረቐት መረፃ ንምትዕርራይ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ካፋ ዝተወሰኑ ጣቢያታት መረፃ ሕፅረት ወረቐት መረፃ ከምዘጋጠመ ጣቢያና ብዝገበሮ ትዕዝብቲ ኣረጋጊፁ። እቲ ሕፅረት ወረቐት መረፃ ንምትዕርራይ ትርፊ ወረቐት መረፃ ካብ ዝሓዙ ጣቢያታት ብምውሳድ እናተኸፋፈለ ከምዝኾነ ሓላፊ መተሓባበሪ መረፃ…

ኣብ ጣቢያ መረፃ ቻግኒ ድምፂ ንመሃብ ዝመፅኣ ወ/ሮ ውበቴ ወርቁ ኣዶ ጓል ኣንስተይቲ ኮይነን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያ መረፃ ቻግኒ ድምፂ ንመሃብ ዝመፅኣ ወ/ሮ ውበቴ ወርቁ ኣዶ ጓል ኣንስተይቲ ኮይነን። ብተመሳሳሊ ዜና ጓል ኣንስተይ ዝተገላገለት ሓላፊት ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ መረፃ ድምፃ ሂባ። ነባሪት ዞባ ስልጠየ ከተማ ቅበት ዝኾነት እታ ሓራስ፥…

መረፃ ብሰላማዊ መገዲ እናተኻየደ ከምዝርከብ ኮሚሽን ፖሊስ ድሬዳዋ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መረፃ ብሰላማዊ መገዲ እናተኻየደ ከምዝርከብ ኮሚሽን ፖሊስ ድሬዳዋ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ እታ ምምሕዳር ከተማ ኣለሙ መግራ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ እቲ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝተዘርሑ ገሊፆም።…

ኣብ ከተማ ኣዳማ ከይዲ መረፃ ንምህዋኽ ዝፈተነን ኣብ ጣቢያ መረፃ መሳርሒ ኲናት ብመሓዝ ዝተኸሰሱ ተቐፂዖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ከይዲ መረፃ ንምህዋኽ ዝፈተነን ኣብ ጣቢያ መረፃ መሳርሒ ኲናት ሒዝካ ብመሓዝ ዝተኸሰሱ ውልቀሰባት ብማእሰርቲን ገንዘብን ተቐፂዖም። ላዕለዋይ በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ መምርሒ ፖሊስ ከተማ ኣዳማ ኢንስፔክተር ወርቅነሽ ጋልሜቻ ንግልጋሎት…