ጎስጓ መረፃ እንተካይድ ኢድ ንኢድ ዝተትሓዘ ተዓዛቢ ተናሓናሒ ፓርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ፖሊስ ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ምንጃር ወረዳ ሸንኮራ ጎስጓ መረፃ እንተካይድ ኢድ ንኢድ ዝተትሓዘ ተዓዛቢ ተናሓናሒ ፓርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ፖሊስ ውዒሉ።
ኣብቲ ወረዳ ዝርከብ ክልል መረፃ ንእናት ፓርቲ ወኪሉ ተዓዛቢ ዝነበረ ዘበነ ለማ፥ ንጉሆ ሰዓት ሰለስተ…