Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2021

ኣብ ዞባ ጅማ ወረዳ ኦሞ ናዳ ስነ ስርዓት ምሃብ ድምፂ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዞባ ጅማ ወረዳ ኦሞ ናዳ ስነ ስርዓት ምሃብ ድምፂ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ይካየድ ኣሎ። ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና…

ኣብ ከተማ ባህር ዳርን ጎንደርን ድምፂ ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ከተማ ባህርዳር ድምፂ ምሃብ ተጀሚሩ። ብተመሳሳሊ ኣብ ከተማ ጎንደር እወን እቲ ስነስርዓት ምሃብ ድምፂ ይካየድ ኣሎ። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብተን ከተማታት ኣብ ዘለዉ ዝተፈላለዩ ጣቢያት ምርጫ  ብምርካብ እቲ ስነስርዓት ይካየድ…

ኣብ ከተማ ቦንጋ ድምፂ ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዞባ ካፋ ከተማ ቦንጋ ድምፂ ምሃብ ተጀሚሩ። መረፅቲ ኣብቲ ዞባ ኣብ ዝርከቡ ሸውዓተ ክልላት ምርጫን 461 ጣቢያት መርጫን ድምፆም ይህቡ ኣለዉ። ድምፂ ንምሃብ 524 ሺሕን 686 ሰባት ካርድ ወሲዶም። ሸውዓተ ፓርቲታት ፖለቲካ ክወዳደሩ…

ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14  ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ይካየድ ኣሎ። ተዓዘብቲ ኮሮጆ መውሃቢ ድምፂ ድሕሪ ምርኣዮም ኢዩ እቲ ምርጫ ተጀሚሩ። ርኢተኦም ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዝሃቡ ነበርቲ እታ ከተማ፥ “ እቲ ምርጫ…

ኣብ ኩሎም ጣቢያታት ምርጫ ስነ ስርዓት ምሃብ ድምፂ መረፅቲ ተጀሚሩ

ኣብ ኩሎም ጣቢያታት ምርጫ ስነ ስርዓት ምሃብ ድምፂ መረፅቲ ተጀሚሩ   ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩሎም ጣቢያታት ምርጫ ስነ ስርዓት ምሃብ ድምፂ መረፅቲ ተጀሚሩ።   ኣብ ከተማ ጅማን ኣጋሮን መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ድምፂ ምሃብ ዝተጀመረ…

ኣብ ሃዋሳ ጣቢያ ምርጫ “ሂጣታ ዘጠኝ” ክብ ሰዓት 10 ለይቲ ጀሚሩ ክፍቲ ብምግባር ነፅበ ኣለና-ተዓዘብቲን ኣፈፀምቲን ምርጫ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃዋሳ ጣቢያ ምርጫ “ሂጣታ ዘጠኝ” ክብ ሰዓት 10 ለይቲ ጀሚሩ ክፍቲ ብምግባር ነፅበ ኣለና ክብሉ ተዓዘብቲን ኣፈፀምቲን ምርጫ ገሊፆም። ኣብታ ከተማ ቅድሚ ምርጫ ዝግበሩ መድላዋት ብምዝዛም ንመራፂ ህዝቢ ድሉዋት ከምዝኾኑ ኢዮም እቶም ርእይቶ…

መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ድሕሪ ሒደት ደቓይቕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊን ክልላዊን ምርጫ ድሕሪ ሒደት ደቓይቕ ክጅመር ኢዩ ነዚ ድማ መረፅቲ ካብ ሰዓት 10 ለይቲ ጀሚሩ ኣብ ሕድሕድ ጣቢያት ምርጫ ብምስላፍ ምኽፋት እቶም ጣቢያታት ይፅበ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

ኣብ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ “ክመርፅ ኢየ፤ ሓምለዋይ ኣሰር ከንብር ኢየ” ፈልሲታት ንምትካል ምድላው ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ “ክመርፅ ኢየ፤ ሓምለዋይ ኣሰር ከንብር ኢየ” ኣብ ኩለን ጣቢያታት መረፃ ፈልሲታት ንምትካል ምድላው ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር ሕርሻ ገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሃገራዊ መረፃ “ክመርፅ ኢየ፤ ሓምለዋይ ኣሰር…

መውሃቢ ድምፂ ወረቓቕቲ ዝሓዙ ሰማያዊ ሳንዱቓት ተኸፊቶም ኣብ ዝተረኸቡለን ክልላት ፅባሕ መረፃ ኣይካየደለንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መውሃቢ ድምፂ ወረቓቕቲ ዝሓዙ ሰማያዊ ሳንዱቓት ተኸፊቶም ኣብ ዝተረኸቡለን ክልላት ፅባሕ መረፃ ከምዘይካየደለን ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ንሳተን ድማ ኣብ ክልል ኣምሓራ ክልል መረፃ ደምቢያን ተሁለደሬ 1ን 2ን፣ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክልል…

ኣዳማ ከተማ ሓዊሱ ኣብ ኩለን ጣቢያታት መረፃ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ቀረብ ናውቲ ተባፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣዳማ ከተማ ሓዊሱ ናብ ኩለን ጣቢያታት መረፃ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ቀረብ ናውቲ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። እቶም ጣቢያታት መረፃ ንጉሆ ሰዓት 12 ንመረፅቲ ክፍቲ ዝግበሩ እንትኾኑ፥ ርሕቐት ቦታ ኣብ ዘለዎም ከባቢታት ንዝርከቡ ኣፈፀምቲ መዕረፊ ቦታ ኣብ ጥቓ እተን…