ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ዝርከባ ጣቢያታት መረፃ ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ተዛዚሙ። ኣብ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ክልል መረፃ ድሬዳዋ ሓላፊ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኣይተ ዚያድ ያሲን ከምዝገለፁዎን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብዝገበሮ ትዕዝብቲን ኣብተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ንምስላጥ ዝተዋደደ መሓውር ፀፅታ ኣብ ስራሕ ይርከብ- ዞባ ከፋ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መረፃ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ንምስላጥ ዝተዋደደ መሓውር ፀፅታ ኣብ ስራሕ ከምዝርከብ መምርሒ ፖሊስ ፀፅታ ዞባ ከፋ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ መምርሒ ኣይተ ሃብታሙ ኣለሙ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ ፅባሕ ኣብ ዝካየድ ሃገራዊ መረፃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትጵያን ሶማሊያን ስምምዕነት ንግዲ ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትጵያን ሶማሊያን ፍርያት ዓሳ ካብ ሞቃድሾ ናብ ኣዲስ ኣበባ ንምልኣኽ ዘኽእል ስምምዕነት ንግዲ ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት፥ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ኣብዱልታህ ኣብዱላሂ ሓሰንን ሚኒስትር ልምዓት ሃፍቲ ዓሳ ሶማሊያ ዓብዲዛዝ ሓጅ በሽር ኢዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኩሎም ኣማራፂታት ትራንስፖርት ንመረፃ ካብ ንጉሆ ጀሚረን ኣገልግሎት ክህባ ኢየን – ቢሮ ትራንስፖርት Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኩሎም ኣማራፂታት ትራንስፖርት ንመረፃ ካብ ንጉሆ ጀሚረን ኣገልግሎት ከምዝህባ ቢሮ ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ይርጋለም ብርሃኔ፥ ኣብ ከይዲ ምድማፅ ኣብታ ከተማ ሕፅረት ትራንስፖርት ከይፍጠር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ሰላማዊ ንኽኸውን ኣድላዪ ምድላው ብምዝዛም ናብ ስራሕ ምእታዉ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ሃገራዊ መረፃ ሰላማዊ ንኽኸውን ኣድላዪ ምድላው ብምዝዛም ናብ ስራሕ ምእታዉ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ንሕብረተሰብ ስግኣት ዝኾኑ ገበናት ንምልክልኻል ምስ መዳርግቲ ኣካላት እናሰርሐ ከምዝኾነ እውን ገሊፁ። 6ይ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ባህርዳርን ከባቢኣን ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት መረፃ ሰላማዊ ኮይኑ ኣብ ዝዛመሉ ጉዳይ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት በፂሖም Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ባህርዳርን ከባቢኣን ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት መረፃ ሰላማዊ ኮይኑ ኣብ ዝዛመሉ ጉዳይ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት ከምዝበፅሑ ተገሊፁ። እቶም ፓርቲታት ኣብ ከተማ ባህርዳርን ወረዳ ዙሪያ ባህርዳርን ዝንቀሳቐሱ እንትኾኑ፥ ኣብ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ደሴን ከባቢኡን ፅባሕ ንዝካየድ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ዝግበር ምድላው ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ደሴን ከባቢኡን ፅባሕ ንዝካየድ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ዝግበር ምድላው ከመዝተዛዘመ ተገሊፁ። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝተንቀሳቐሰሎም ከባቢታት ከተማ ደሴ፣ ወረዳታት ዙሪያ ደሴ ዞባ ደቡብ ወሎ ማለት እውን ኣብ ገልሻ፣ ጉጉፍቱን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈለሳለዩ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ንመረፃ ዘድልዩ ምድላዋት ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሰነ፣ 2013 ፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈለሳለዩ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ንመረፃ ዘድልዩ ምድላዋት እናተገበረ ከምዝርከብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝተፈላለያ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ፥ ፅባሕ ንዝካየድ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ምስራሕ ዳስን ተመሳሰልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣጋሮ ን6ይ ሃገራዊ መረፃ ዝግበር ቅድመ ምድላው ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሰነ፣ 2013 ፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጂማ ከተማ ኣጋሮ ን6ይ ሃገራዊ መረፃ ዝግበር ቅድመ ምድላው ከምዝተዛዘመ መተሓባበሪ ቦርድ መረፃ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣጋሮ ከተማ ጎማ ክልል መረፃ 2፥ ቀዳማይ ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ኣባላት ፓርቲታት ኢዜማን እናትን ንባይቶ ወከልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል መረፃ ባህርዳር ዝርከባ ጣቢያታት መረፃ ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል መረፃ ባህርዳር ዝርከባ ጣቢያታት መረፃ ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ክፍለ ከተማ ኣፄ ቴዎድሮስ 25 ጣቢያታት መረፃ ዘለዋ እንትኾና፥ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ጣቢያ መረፃ ናውቲ መረፃ ምብፅሑ ትዕዝብቲ ገይሩ።…