ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ናውቲ መረፃ ይከፋፈል ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሰነ፣ 2013 ፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ናውቲ መረፃ ይከፋፈል ኣሎ። ኣብቲ ክፍለ ከተማ ፅባሕ ኣብ ዝካየድ መረፃ ልዕሊ 135 ሺሕ መረፅቲ ድምፆም ክህቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ኣብቲ ክፍለ ከተማ ኣብ ክልላት መረፃ 121…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ጌድኦ ንቅድመ መረፃ ዝግበሩ ምድላዋት ተዛዚሞም Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሰነ፣ 2013 ፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ዝግበሩ ስራሕቲ ቅድመ መረፃ ዝግበሩ ምድላዋት ከምዝተዛዘሙ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ መረፃ ዞባ ጌዴኦ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዞባ 7 ክልላት መረፃን 600 ጣቢያታት መረፃን ከምዝርከባ ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣጥ ሲሳይ ኣበባየሁ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅባሕ ንዝካየድ ሃገራዊ መረፃ እኹል ምድላው ተገይሩ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ንዝካየድ 6ይ ሃገራዊ መረፃ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። መእዘዚ ብሄራዊ ስትራቴጂ ድሕንነት መረፃ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዝተረኸቡሉ ሎሚ መዓልቲ ዘተ ኣካይዱ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ድማ ዜጋታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ቡታጅራ፣ ወረዳታት መስቃንን ማረቆን ዝርከባ ጣቢያታት መረፃ ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሰነ፣ 2013 ፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ንዝካየደ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ከተማ ቡታጅራ፣ ወረዳታት መስቃንን ማረቆን ዝርከባ ጣቢያታት መረፃ ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ጉራጌ ክልላት መረፃ መስቃን ማረቆን 87 ጣቢያታት መረፃ ዝርከባ እንትኾና፥ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ኣድላዪ ምድላው ከምዝተበረ መምርሒ ፖሊስ ዞባ ሰሜን ሸዋ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሰነ፣ 2013 ፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ዝካየድ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ኣድላዪ ምድላው ከምዝተበረ ኣብ ክልል ኣምሓራ መምርሒ ፖሊስ ዞባ ሰሜን ሸዋ ገሊፁ። ኣብቲ ዞባ፥ ኣብ 13 ክልላት መረፃ 1 ሺሕን 128 ጣቢያታት መረፃ ኢዩ መረፃ ክካየድ፡፡ ተወካሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቅድመ ምድላው መረፃ ብምስታፍ ናይ ባዕሎም ግደ ከምዝዋፅኡ ነበርቲ ከተማ ሃዋሳ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መረፃ ብምርካብ ድምፂ ካብ ምሃብ ብተወሳኺ ኣብ ቅድመ ምድላው መረፃ ብምስታፍ ናይ ባዕሎም ግደ ከምዝዋፅኡ ነበርቲ ከተማ ሃዋሳ ገሊፆም። ንመረፃ ዝኾኑ ቦታታት ኣብ ምስንዳእን ስራሕቲ ቅድመ ምድላውን ብፍላይ ኣብ ስራሕቲ ዳስን መሰል ተግባራትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል መረፃ ቻግኒ ዝርከቡ ጣቢያታት መረፃ ክረምቲ ስዒቡ ብዝናብ ምትእጉጓል ከይፍጠር ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል መረፃ ቻግኒ ዝርከቡ ጣቢያታት መረፃ ክረምቲ ስዒቡ ብዝናብ ምትእጉጓል ከይፍጠር ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ። መረፅቲ ድምፂ ንመሃብ ናብ ጣቢያታት መረፃ ከይዶም ብዝናብ ምኽንያት ፀገም ከይገጥሞም፣ ክርፉሎም ዝኽእሉ ካምቦታትን ካልኦት ኣቑሑትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ድምፂ ንመሃብ ድሉዋት ከምዝኾኑ ነበርቲ ከተማ ቦንጋ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሰነ፣ 2013 ፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ፅሕ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ድምፂ ንመሃብ ከምዝተዳለዉ ከምዝኾኑ ኣብ ዞባ ካፋ ነበርቲ ከተማ ቦንጋ ገሊፆም። ምምራፅ ዜግነታዊ መሰል ኢዩ ዝበሉ እቶም መረፅቲ፥ መሰሎም ንምጥቃም ፅባሕ ኑጉሆ ንዝደለዩዎ ፓርቲ ፖለቲካ ወይ ድማ ውልቀ ሰብ ድምፆም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መዓልቲ መረፃ ክትትል ሰብኣዊ መሰላት ዝገብሩ ሰብ ሞያ ከምዘዋፈረ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዓልቲ መረፃ ክትትል ሰብኣዊ መሰላት ዝገብሩ ሰብ ሞያ ከምዘዋፈረ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን፥ ኣብ ዝተመሓየሸ መጣየሺ ኣዋጅ ዓንቀፅ 6 መሰረት ብምግባር ኣብ እዋን መረፃ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ክትትል ናይ ምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ሰላማዊ ኮይኑ ንክዛዘም ምድላው ከምዝገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሰነ፣ 2013 ፣ (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ሰላማዊ ኮይኑ ንክዛዘም ምድላው ከምዝገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ህዝቢ ስግኣት ግሕንነት ከይተሰመዖ ድምፁ ንክህብ ኣብ ሕድሕድ ጣብያ ምርጫ ብዝተዋደደ መገዲ ፅኑዑ ሓለዋ ንምግባር ሙሉእ ምድላው ከምዝተገበረ…