ባንኪ ልምዓት ደቀቕቲ፣ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ንምጥያሽ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ዳህሳስ መፅናዕቲ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ደቀቕቲ፣ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ንምጥያሽ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ዳህሳስ መፅናዕቲ ተሳሊጡ።
ኤጀንሲ ፈጠራ ዕድል ስራሕን ውሕስና ምግቢን ፌዴራል ፀገም ፋይናንስ ደቀቕቲ፣ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ንምፍታሕን…