ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሊግ ዓረብ ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ዘሕለፎ ውሳነ ተቐባልነት ኣይብሉን-መንግስቲ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊግ ዓረብ ግድብ ህዳሰ ብዝመልከት ዘሕለፎ ውሳነ ተቐባልነት ኣይብሉን ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ኮኒኑ። እቲ ውሳነ ሚዛናዊነት ዝጎደሎም ናብ ሓደ ወገን ዘዘንበለን ውሳነ ከምዝኾነ መንግስቲ ኢትዮጵያ መግለፂ ሂቡ። እቲ ሊግ ቅርታ ግብፅን ሱዳንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ንምቅልጣፍ ሓይሊ ፀፅታ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ይሰርሕ ኣሎ- ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ንምቅልጣፍ ሓይሊ ፀፅታ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ይሰርሕ ኣሎ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቤስሊይ አማኻሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ብሪታኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኢንቨስትመንት ፋርማሲዩቲካልን መሳርሒታት ሕክምናን ንኽዋፈሩ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ለንደንን ፓርተን ኣድቫይዘሪ ኣፍሪካን “ጥጡሕ ኩነታት ኢንቨስትመንት ኣብ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ለንደን ዘተ ተሳሊጡ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሓለፍቲ ስራሕ ቤት ዕዮ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ሚኒስቴር ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ረታ ኣለሙ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል ረታ ኣለሙ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብታ ሃገር ኣናቶልይ ቪክቶሪቪ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ናፃ፣ ተኣማኒን ዝኾነን ሰላላማዊ ኮይኑ ንኽዛዘምን መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጥዕና 1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ዘውፅእ መድሓኒት ሓገዝ ተገይሩሉ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ትራንስፎርመር ኤች ዲ አር ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ኢንተርናሽናል ሄልዝ ፓርትነር ብምትሕብባር ልዕሊ 1ነጥቢ 7 ሚሊዮን ዶላር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣፋውስ ሜቤንዳዞን ንሚኒስቴር ጥዕና ሓገዝ ገይሩ፡፡ ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ወይዘሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን መርሃ ግብሪ ሓምላይ ኣሰር እዚ ዓመት ኣመልኪቶም መቐመጢኦም ኣብ ጎረባብ ሃገራት ምስ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን መርሃ ግብሪ ሓምላይ ኣሰር እዚ ዓመት ኣመልኪቶም መቐመጢኦም ኣብ ጎረባብ ሃገራት ምስ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ተዛቲዮም። ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምላይ ኣሰር እዚ ዓመት፥ ኢትዮጵያ…
ቴክኖሎጂ ማይክሮሶፍት ንዊንዶውስ-10 ኦፕሬቲንግ ሲስተም ዘቕርቦም መፀገኒ ድሕንነት ጠጠው ንምባል ምሕሳቡ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ማይክሮሶፍት ለዊንዶውስ-10 ኦፕሬቲንግ ሲስተም ዘቕርቦም መፀገኒ ድሕንነት ኣብ 2025 ጠጠው ከምዘብልን ኣብ መወዳእታ እዚ ወርሒ ዋና መማሓየሺ ሲስተም ዊንዶውስ ኦፕሬቲንግ ዕላዊ ንምግባር ከምዝሓሰበ ገሊፁ። እቲ ኩባኒያ ቅድሚ ሕዚ መመሓየሺ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ዝምራሕ ዓለም ለኸ ኮሚሸን ስርዓተ ትምህርቲ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2021 0 አዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ዝምራሕ ዓለም ለኸ ኮሚሸን ስርዓተ ትምህርቲ ተዛቲዩ። እቲ ኮሚሽን ፀብፃቡ ንምዝዛም ኣስታት ክልተ ኣዋርሕ ዝተረፎ እንትኸውን፥ እተም ኣባላት ኣብ ትሕዝቶ እቲ ፀብፃብ ከምዝተዛተየ ካብ ቤት ዕዮ ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ኮሮናቫይረስ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ 400 ሺሕ ዝፅጋዕ ክታበት ኮቪድ-19 ከምትረክብ ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ 400 ሺሕ ዝፅጋዕ ክታበት ኮቪድ-19 ከምትረክብ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር፥ ኣብ ኢትዮጵያ እናተውሃበ ዝርከብ ክታበት ኮቪድ-19ን ኣብ ቀፃሊ ዝወሃብ ካልኣይ ዙር መርሃ ግብሪ ክታበትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ኣብ ዓውዲ ተሓዳሲ ሓይሊ ብምትሕብባር ንምስራሕ ባህጊ ከምዘለወን ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን አልጄሪያን ኣብ ዓውዲ ተሓዳሲ ሓይሊ ብምትሕብባር ንምስራሕ ባህጊ ከምዘለወን ተገሊፁ። ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ሰለጣን ኣምባሳደርን ኢትዮጵያ ኣብ ኣልጀሪያ ነብያት ጌታቸው ምስ ሚኒስተር ምግፋሕ ኢነርጂን ተሓዳሲ ሓይሊን ኣልጀሪያ ፕሮፌሰር…