ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 326 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)326 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ከተማ ሪያድ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ዜጋታት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ተወካሊ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ለገስቲ ደም ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ለገስቲ ደም ኣብ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ። እቲ መዓልቲ ንመበል 18 እዋን ዝኽበር ዘሎ እንትኸውን፥ “ደም ብምልጋስ ህይወት ወገናት ንምቕፃል ንእተበርክትዎ ክቡር ውህብቶ ምስጋና አቕርብ” ኢለን። ኩሉ ክፋል ሕብረተሰብ ብፍላይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሕደስ ሓይሊ ፀሓይ ክዋፈሩ ምስ ዝደልዩ ኩባኒያታት ዘተ ቅድመ ኢንቨስትመንት ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልምዓት ሓይሊ ፀሓይ ብሓባር ንምውፋር ድሌት ምስ ዘርአዩ ክልተ ኩባኒያታት ዘተ ቅድመ ኢንቨስትመንት ብመርበብ ሓበሬታ ተኻይዱ፡፡ እቶም ኩባኒያታት ደብሊዩ ኤስ ቢን ሶላር ስቶንን እንትኾኑ፥ መቐመጢኦም ኣብ ኣሜሪካ ሚኔሶታ ዝገበሩ ከምዝኾኑ ካብ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ዝግበሩ ምንቅስቓሳት ህፁፅ ረድኤትን ኩነታት ፀጥታን ዝከታተል ቤት ምኽሪ ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዝግበሩ ምንቅስቓሳት ህፁፅ ረድኤትን ኩነታት ፀጥታን ዝከታተል ቤት ምኽሪ ፀጥታ ተጣይሹ፡፡ እቲ ዝተጣየሸ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ኣብቲ ክልል ዝግበሩ ምንቅስቓሳት ስሉጣትን ተበፃሕቲን ንምግባር ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ምክትል ፈፃሚ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዘይፀገም ፀፅታ ንክዛዘም ዘኽእል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዘይፀገም ፀፅታ ንክዛዘም መሓዉራት ፀፅታን ደሕንነትን ክልላትን ፌዴራልን እኹል ምድላው ከምዝተገበሩ ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት ደሕንነትን መረዳእታን ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ግብረ ሓይሊ ፀፅታን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድጋፍ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ድጋፍ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ደገፍ፥ “መነእሰይነተይ ንሃገረይ ኢትዮጵያ፤ ካርደይ ንብልፅግና” በዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደሕንነት መገዲ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ንምክታት ዘኽእል መርሃ ግብሪ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደሕንነት መገዲ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ንምክታት ዘኽእል መርሃ ግብሪ ኣብ ሆቴል ስካይ ላይት ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ “ትምህርቲ ደሕንነት መገዲ ንኹሉ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ሚኒስቴር ትራንስፖርት ምስ ሚኒስቴር ትምህርቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ናፍታሊ ቤኔት ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ብምዃን ቃለ ማሕላ ፈፂሞም Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናፍታሊ ቤኔት ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ብምዃን ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መበል 13 ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ብምዃነ ኢዮም ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። ያኢር ላፒድ ድማ ተለዋጢ ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን እስራኤል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀፃሊ ዕለተ ሰኑይ ወፂኹም ድምፅኹም ሃቡ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምርጫን ሓምለዋይ ኣሰርን ዕላዊ ንክኸውን ፃውዒት ኣቕሪቦም። ቀፃሊ ሰሙን ኢትዮጵያውያን ኣብ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ድምፅና ክንህብ ኢና፤ እዚ ምርጫ ኣብዛ ሃገር ንመፈለምታ እዋን ዝኸውን ናፃን ፍትሓዊን ምርጫ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መስቀል ኣደባባይ ኩሉ ዝራኸበሉ፣ ብዙሕ ታሪክ ዘሕለፈ ናይ ኩላትና ኣደባባይ ኢዩ- ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መስቀል ኣደባባይ ኩሉ ዝራኸበሉ፣ ብዙሕ ታሪክ ዘሕለፈ ናይ ኩላትና ኣደባባይ ኢዩ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ነዚ ዝበሉ ብልዕሊ 2.5 ቢሊየን ብር ዝተሃነፀ ፕሮጀክት መስቀል ኣደባባይ እንትምርቑ ኢዩ።…