ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ሓደ ቢሊየን ክታበት ኮቪድ ክልግሳ ኢየን Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ሓደ ቢሊየን ክታበት ኮቪድ ንማዕበልቲ ሃገራት ንምልጋስ ተስማዕሚዐን። እቲ ሓገዝ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ዝወሃብ ከምዝኾነ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር እንግሊዝ ቦሪስ ጆንሰን ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ኣብሪሆም። እቲ 100 ሚሊየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ፕሮጀክት ኣደባባይ መስቀልን ማዘጋጃ ቤትን ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ምረቓ ፕሮጀክት ኣደባባይ መስቀልን ማዘጋጃ ቤትን ይካየድ ኣሎ። ፕሮጀክት ማዘጋጃ ቤት - ኣደባባይ መስቀል፥ ብ2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ወፃኢ ዝተሃነፀ ኢዩ። እቲ ፕሮጀክት 3 ነጥቢ 5 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ብ50 ሚትሮ ስፍሓት ዝተሰርሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እንግሊዝ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ኢድ ኣእታውነት ዝቃወም ሰልፊ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዝተወሰና ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ዝገብረኦ ኢድ ኣእታውነት ከምዝቃወሙ ኣብ እንግሊዝ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ገሊፆም፡፡ “ንዘብዒ ኢትዮጵያ ጠጠው ንበል” ብዝብል መሪሕ ቃል ግብረ ሓይሊ ዩናየትድ ኪንግደም ምስ ማሕበረሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ንዝተፈላለዩ ፓርቲታት ከባቢታት ዝድግፍ ሰልፊ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝርከቡ ነበርቲ ንፓርቲታት ከባቢታት ዝድግፍ ሰልፊ ኣካይዶም፡፡ ሰልፊ ድጋፍ ፓርቲ ብልፅግና፥ ኣብ ከተማ ጎንደር፣ ኣብ ዞባታት ማእኸላይ፣ ምዕራብን ሰሜንን ጎንደር ኣብ ዝርከባ ናይ ወረዳ ከተማታት ከምኡ እውን ኣብ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ልምዓት ኣዊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘህንፆም ሓፈሻዊ ህንፃ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ማሕበር ልምዓት ኣዊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘህንፆም ማእኸል ባህሊን ሓፈሻዊ ህንፃ እምነ ኹርናዕ ኣንቢሮም። ኣተ ደመቀ መኮንን ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ዘስምዑዎ መደረ፥ ህዝቢ ኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ውድብ ሕቡራትመንግስታት ፊሊፖ ግራንዴ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር እቲ ውድብ ፊሊፖ ግራንዴ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ስደተኛታት ኣብ ምሕላው፣ ብዛዕባ ስደተኛታት ውሽጢ ዓዲን ንስደተኛታት እናተውሃበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ዳንሻ ግፍዒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹንንን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ዝቃወምን ሰልፊ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዳንሻ ግፍዒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹንንን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ዝቃወምን ሰልፊ ተኻይዱ። ኣብ ዘበነ ስልጣን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝበፅሐ ግፍዒ ዝኹንኑን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ዝቃወሙን ሰልፊታት ኣብ ወልቃይት ፀገዴ፣ ሰቲት ሑመራን ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል መንበሪ ኣባይቲን ሹቓትን ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆም መንበሪ ኣባይቲን ሹቓትን ኣመሪቑ። እቲ ኮርፖሬሽን፥ ኣብ ሳይታት መካኒሳ፣ ከባቢ ሆስፒታል ቶታል ተዘንዓ፣ ቦሌን ኣዋሬን ንሰራሕተኛታት መንግስቲ ፌዴራል ዝሰርሖም እንትኾኑ፥ ኣብ ሳይት ገርጂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልዕሊ 2.5 ቢሊየን ብር ዝተሃነፀ ፕሮጀክት መስቀል ኣደባባይ ፅባሕ ክምረቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልዕሊ 2.5 ቢሊየን ብር ዝተሃነፀ ፕሮጀክት መስቀል ኣደባባይ ፅባሕ ክምረቕ ኢዩ። እቲ ፕሮጀክት ቅድመ ሐዚ ዝወሃብ ዝነበረ ሃይማኖታዊ፣ ህዝባዊን ካልኦት ማሕበራዊ ምድላዋትን ተሓሳቢ ብምግባር ዝሓሸ ኣገልግሎት ንምሃብ ብዘኽእል ዝተሃነፀ ኢዩ።…
ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ ልዕሊ 259 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ ልዕሊ 259 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ገሊፁ። ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው፥ እቲ እቶት ካብ 1 ሓምለ 2013 ዓ.ም ኢዩ ጀሚሩ ኢሎም። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና…