ኣብ ትግራይ ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ሓረስታይ ኣብ ምብፃሕ ሰብ ውልቀ ሃፍቲ ንክተሓባበሩ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ሓረስታይ ኣብ ምብፃሕ ውልቀ ሰብ ሃፍቲ ንክተሓባበሩ ፃውዒት ቀሪቡ።
ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ትግራይ ከምዝበሎ፥ ኣብ ትግራይ ዘበናዊ ድኩዒ ናብ ሓረስታይ ንምብፃሕ ፀገም መጓዓዝያ ኣጋጢሙ ኣሎ።
ስለዝኾነ እታወት…