Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2021

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንህንፀት ማእኸል ባህሊ ጉራጌ ዝኸውን መሬት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ መዛዘሚ ኮንፈረንስ ማእኸል ባህሊ ጉራጌ ብምርካብ ውህብቶ መሬት ኣረኪበን። ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ማእኸል ባህሊ ምህላው ኣብ ምዕባለን ፍሰት ዑደተኛታትን ቱሪዝም ሃገርና ልዑል ግደ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮነን ምስ ህዝቢ ከተማ ቻንጊን ወረዳ ጓንጓ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ምስ ህዝቢ ከተማ ቻንጊን ወረዳ ጓንጓ ተዛቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮነ ሓዊሱ፥ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም፣ ሚኒስትር…

321 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)321 ኢትዮጵያዊያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል…

ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ሙሉእ ብሙሉእ ኣገልግሎት ሕክምና ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ሙሉእ ብሙሉእ ኣገልግሎት ሕክምና ምሃብ ከምዝጀመረ ተገሊፁ። እቲ ሆስፒታል ኣብዚ ሐዚ እዋን ደቂሶም ንዝሕከሙ፣ ክታበት፣ ፊዞትራፒ፣ ምርመራ ላቦራቶሪ፣ ንዝወልዳ ኣዴታትን ተመላለስቲ ተሓከምቲን ጠመተ ብምሃብ ይሰርሕ ኣሎ። ሰብ…

መርሃ ግብሪ ዓመታዊ ኮንፈረንስ ማእኸል ልምዓትን ባህልን ጉራጌ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ዓመታዊ ኮንፈረንስ ማእኸል ልምዓትን ባህልን ጉራጌ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ረእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው፣ ምክትል ከንቲኣ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን…

ፕሬዚዳንት ኬንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬኒያታ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ዑደት ሓደ መዓልቲ ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ሰኒየሙዎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚደንት ኬኒያ ኡሁሩ…

ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ 10 ሽሕ ርሕቐት ሓድሽ ክብረወሰን ዓለም ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ነቲ ብኔዘርላንዳዊት ሲፋን ሓሰን ዝተመዝገበ ክብረወሰን ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ኣማሓይሻቶ። ለተሰንበት ነቲ ርሕቐት ብልዕሊ ሓሙሽተ ሰከንድ ኢያ ኣመሓይሻቶ። ኣብቲ ኣብ ኔዘርላንድ ሄንግሎ ዝተኻየደ ናይ ትማሊ ውድድር ነቲ…

ኣብ ትግራይ ልዕሊ 1 ሚሊየን ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮግራም ሴፍቲኔት ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ልዕሊ 1 ሚሊየን ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ሓምሻይ ዙር ፕሮግራም ሴፍቲኔት ክጅመር ኢዩ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ወይዘሮ ያስሚን ወሃብረቢ፥ እቲ ሓምሻይ ዙር ፕሮግራም ሴፍቲኔት ህዝቢ ካብ ዘለዎ ፀገም ንክወፅእ ዝሕግዝ ኢዩ ኢለን።…

ኣብ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምስ ዝዋፈር ኩባኒያ ቴሌኮም ወግዓዊ ስነ ስርዓት ምንባር ክታም ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚደንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬንያታን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምስ ዝዋፈር ኩባኒያ ቴሌኮም ወግዓዊ ስነ ስርዓት ምንባር ክታም ተኻይዱ። እቲ ስምምዕነት ኣወሃህባ ፍቓድ ስራሕ ኢዩ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ኣብ ውድድር ፈጠራ ዕድል ስራሕ ዝተዓወቱ ተወዳደርቲ ሽልማት ተበርኪቱሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፈጠራ ዕድል ስራሕ ተዓወትቲ ዝኾኑ 5 ተወዳደርቲ ሽልማት 840 ሺሕ ብር ተበርኪቱሎም። ማእኸል ልምዓት ኢንተርፕረነርሺፕ ኢትዮጵያ እናወዳደሮም ካብ ሞንጎ ዝነበሩ ተወዳደርቲ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሓምሻይ ንዝወፅኡ ፈጠርቲ ስራሕ ኢዩ እቲ ሽልማት…