ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ኣብ ካሜሩን ምስ ዝተወለዐ ዓመፅ ተተሓሒዙ እገዳ ቪዛ ኣንቢራ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ካሜሩን ምስ ዝተወለዐ ዓመፅ ተተሓሒዙ ኣብ ልዕሊ ውልቀ ሰባት እገዳ ቪዛ ኣንቢራ። ሃገሪቱ እገዳውን ያደረገችው በሰሜን ምዕራብ ካሜሩን ሁከት በማነሳሳት በተጠረጠሩ ሰዎች ላይ መሆኑ ታውቋል እታ ሃገር ዘንበረቶ ኣብ ሰሜን ምዕራብ ካሜሮን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ትግራይ ንሓረስቶት እታወታት ሕርሻ እናቕረበ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሓረስቶት ኣብ ስራሕቲ ሕርሻ ተዋፊሩ ንኸፍሪ መንግስቲ ኣድላዪ ዘበለ እታወት ሕርሻ እናቕረበ ከምዝኾነ ቢሮ ሕርሻ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳ ትግራይ ኣይተ ብርሃነ ኣርኣያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ካናዳ ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 140 ሺሕ ዶላር ካናዳ ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካናዳ ግዝኣት ኣልበርታ ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 140 ሺሕ ዶላር ካናዳ ተኣኪቡ። ኣብታ ግዝኣት ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ብምትሕብባር ኮንፈረንስ ቨርቺዋልን ፕሮግራም ምትእኽኻብ እቶትን ብምግባር 142 ሺሕን 900…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ኬንያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ኬንያ ኣምባሳደር ሪይቸል ኦማሞ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ዘድሃበ ከምዝነበረ ተገሊፁ። ኣምባሳደር ሬድዋን አብ ዝቕፅል ሃገራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌስቡክ ገፅ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ልዑል ተሳትፎ ካብ ዘለዎም ገፃት ሓደ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፅ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ልዑል ተሳትፎ ካብ ዘለዎም ማሕበራዊ ሚዲያ ገፅ መራሕቲ ዓለም ሓደ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ፌስቡክ ካብ ሞንጎ ዝጥቀሙ መራሕቲ ሃገራት ብዝተፈለየ ኩነታት ገፆም ብመጠን ተሳተፍቲ Interaction…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 322 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)322 ኢትዮጵያዊያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ…
ቢዝነስ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ንጉጅለ ልኡኽ ኩባኒያ ቦይንግ መብርሂ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ንጉጅለ ልኡኽ ኩባኒያ ቦይንግ መብርሂ ተዋሂቡ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ መዓልቲ ምስ ኮምሽነር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ተዛቲዩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ፓርላማ ዝገበርዎ መደረ ዝሓዘ ”ኣሻራ” መፅሓፍ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፓርላማ ዝገበርዎ መደረ ዝሓዘ ''ኣሻራ'' መፅሓፍ ተመሪቑ። እቲ መፅሓፍ ብትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ዝተዳለወ እንትኸውን፥ ካብ 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ ኣብቲ ፓርላማ ዝገበርዎ መደረ ዝሓዘ ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ሎሚ መዓልቲ ከምዝተጀመረ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ተወካት እቲ በሀት ፅሕፈት ወይዘሪት ገነት መብራህቱ ከምዝገለፀኦ፥ እቲ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ኣብ 32 መንግስታዊን 30…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩንቨርስቲ መቐለ ምስ ትካል ገባሪ ሰናይ ኤልሻዳይን ብምዃን ኣብ ወረዳ እንደርታ ንዝርከቡ ሓረስቶት ግራውቶም ብትራክተር ይሓርሱሎም ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ መቐለ ምስ ትካል ገባሪ ሰናይ ኤልሻዳይን ካልኦትን ብምዃን ኣብ ወረዳ እንደርታ ንዝርከቡ ዓቕሚ ዘይብሎምን ኣረጋውያንን ሓረስቶት ግራውቶም ብዘመናዊ ትራክተር ይሓርሱሎምን ደገፍን ክትትል ይገሩሎምን ከምዘለዉ ተሓቢሩ። እቲ ደገፍ ኣብቲ…