Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2021

ሰባት ብምዕጋት፣ ብምስቓይን ገንዘብ ብምቕባልን ገበን ዝፈፀሙ ኣርባዕተ ውልቀ ሰባት ብዕድመ ልክዕ እስራት ተቐፂዖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰባት ብምዕጋት፣ ብምስቓይን ገንዘብ ብምቕባልን ገበን ዝፈፀሙ ኣርባዕተ ውልቀ ሰባት ብዕድመ ልክዕ እስራት ተቐፂዖም ክብል ቢሮ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። እቶም ውልቀ ሰባት መቐመጢኦም ሊቢያ ብምግባር ናይ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራን ሲዳንን…

ዶ/ር ኣለሙ ስሜን ረዳት ፕሮፌሰር በለጠ ሞላን ኣብ ግምባር ተረኺቦም ውላድ ሃገር ኣበረታቲዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመዓርግ ሚኒስትር መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ዲሞክራሲ ዶክተር ኣለሙ ስሜን ኣቦ መንበር ኣብን ረዳት ፕሮፌሰር በለጠ ሞላን ኣብ ግምባር ወሎ ተረኺቦም ምስ ፀላኢ እናተዋደቐ ንዝርከብ ውላድ ሃገር ኣበረታቲዖም። ክልቲኦም መራሕቲ ፖለቲካ እቲ ጉጅ ግብረ…

ናይ ደቂ ኣኒስቲዮ ኮከሰን ኣባላት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮን ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከምዝስለፋ ገሊፀን  

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ናይ ደቂ ኣኒስቲዮ ኮከሰን ኣባላት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮን ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከምዝስለፋ ገሊፀን። ናይቲ ኮከስ ሰብሳቢት ወይዘሮ ኣበባዬ ገዛኸኝ፥ ዝተፈላለዩ ስንቅን ናይ ንጽህና መሐለዊ ናውቲታት ናብ ግንባር…

ሓይሊ ጁንታ ብወገን ክልል ዓፋር ይሽምድመድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ጁንታ ብወገን ክልል ዓፋር ይሽምድመድ ኣሎ። ብወገን ዓፋር ብኣርባዕተ ወረዳታት ወረራ ንምፍፃም ዝፈተነ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሓይሊ ዘየዳግም ስጉምቲ እናተወሰደሉ ከምዝርከብ ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ዓፋር ሓጋዚ ኮሚሽነር መሓመድ ሲራጅ ንፋና…

ዶ/ር ወርቅነህ ገበየሁ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ጄፍሪ ፊልትማ ተዛቲዮም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ዞባ ኣብ ዝምልከቱ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስቶም ፍሉይ ልኡኽ…

ህዝቢ ብዝቐረበሉ ፃውዒት ክተት ዝሃቦ ምላሽ ዘኹርዕ ኢዩ – ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ብዝቐረበሉ ፃውዒት ክተት ዝሃቦ ምላሽ ዘኹርዕ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ገሊፆም። ስለዝኾነ ድማ ህዝቢ ብዝቐረበሉ ፃውዒት ዝሃቦ ምላሽ ዘኹርዕ ኢዩ ምባሎም ኣሚኮ ፀብፂቡ። ንወፍሪ ህልውና ካብ ስሩዕ…

ኣዲስ ኣበባ ፣  10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ዛምቢያ መራሒ ተቓዋሚ ፓለቲካዊ ፓርቲ ሃካይንደ ሂቺለማ…

ኣዲስ ኣበባ ፣  10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ዛምቢያ መራሒ ተቓዋሚ ፓለቲካዊ ፓርቲ ሃካይንደ ሂቺለማ ምዕዋቱ ኮምሽን ምርጫ እታ ሃገር ገሊፁ። ሂቺለማ ነቲ ቀንዲ መቀናቕንቱ ዝኾነ ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕሬዚዳንት ኤድጋር ሉንጉ ብልዕሊ 1…

ዩኒቨርሲቲ ወሎ ህወሓት ንምድምሳስ ኣብ ዓውደ ኲናት ንዝርከቡ ጀጋኑ ስንቂ የዘጋጁ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወሎ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ኣብ ዓውደ ኲናት ንዝርከቡ ጀጋኑ ዝኸውን ስንቂ የዘጋጁ ኣሎ። ሰራሕተኛታት እቲ ዩኒቨርሲቲ ህይወት እናሃቡ ንዝርከቡ ጀጋኑ ኩለመዳይ ሓገዝ ብምግባር ፍፃመ እቲ ግብረ ራዕዲ ከምዘቀላጥፉዎ ገሊፆም።…

ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ደገፍ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣  10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ጁንታ ዘካየዶ መጥቃዕቲ ስዒቡን ብሓደጋ ውሑጅን ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ደገፍ ይግበር ኣሎ። ምክትል ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ምግቢ ውሕስናን ምክልኻልን ሓደጋ እቲ ክልል ወይዘሮ ኩልሱማ ቡርሃባ ንፋና ሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ግድብ ህዳሰ ንሃገራት እቲ ከባቢ ዝተርፍ ረብሓ ኣለዎ – ሚኒሰስቴር ጉዳያት ወፃኢ ም/ሚ/ር

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል መህዲ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ደቡብ ሱዳን ዴንግ ዳው ኣብ እዋናዊን ክልተኣዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡ ኣምባሰደር ነቢል ኣብቲ ዘተ፥ ከይዲ ድርድር ግድብ…