Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2021

ዘንፀላለወና ስግኣት ህልውና ብሓድነት ክንስዕሮ ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ ወፃኢን ትርቡ ኢትዮጵያውያን ወገናት፣ ሓቂ ንዓለም ንምግላፅ እናገበርኩምዎ ትርከቡ ተጋድሎ ኣዚዩ ዝነኣድ ኢዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትዊተር ገፆም ፅሒፎም። “እዚ ጥንታ ህዝቢ ባናይ ቀረባን ርሑቕን ሓይሊታት…

ኣብ ካናዳ ምዕራባውያን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብሩዎ ኢድ ኣእታውነት ዝቃወም ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ አበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራባውያን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብሩዎ ኢድ ኣእታውነት ንምቅዋምብብርኪ ዓለም ዝተፀወዐ ወፍሪ ‘#NOMORE’ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ካናዳ ከተማ ኦታዋ ተኻይዱ። ኣብቲ ሰልፊ ካብ ካናዳ ከተማታት ኦቶዋ፣ ቶሮንቶ፣ ሞንትሪያል፣ ኩቤክ፣ ስካርብሮ፣…

ደቂ ኣንስትዮ ጋዜጠኛታት ዘሰናደአኦ 100 ኩንታል ስንቂ ንሰራዊት ምክልኻል ኣበርኪተን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓሙሽተ ደቂ ኣንስትዮ ጋዜጠኛታት ብዘተኣኻኸበኦ ልዕሊ 700 ሺሕ ብር ዘሰናደአኦ 100 ኩንታል ስንቂ ጥሕኒ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣበርኪተን። እቲ ሓገዝ ዳይሬክተር ዘፈር ደቂ ኣንስትዮ ሚኒስቴር ምክልኻል ሜጀር ጄኔራል ጥሩዬ ኣሰፌ ተረኪበንኦ፡፡…

ብዘይ እኹል ምኽንያ ምምሃር ጠጠው ዘበሉ ዓለም ለኸ ኣቢያተ ትምህርቲ መጠንቀቕታ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዓውዲ ትምህርቲ ዒላማ ገይሩ እናሰርሐ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ወይዘሮ ሰላማዊት ካሳ ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቦም። ወይዘሮ ሰላማዊት ኣብ…

መናእሰይን ቤተሰብ ስፖርትን እታ ከተማ ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይን ቤተሰብ ስፖርትን ከተማ ኣዲስ አኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም። “ህይቱ ንዝህበኒ ሰራዊት ምክልኻል ደመይ ክህብ ኢየ” ብዝብል መሪሕ ቃል፥ ብኣሰናዳእነት ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣደባባይ መስቀል…

ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን 150 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን 150 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ። ብደቂ ኣንስቲዮ ነበርቲ እቲ ክፍለ ከተማ ዝተሰናደአ ስንቂ እውን ብተመሳሳሊ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ከምዝገበራ ካብ…

ኣብ ከተማ ኣዳማ ብ100 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ዘበናዊ ሆስፒታል ሙሴ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ብ100 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ዘበናዊ ሆስፒታል ሙሴ ተመሪቑ። እቲ ሆስፒታል፥ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ክልል ኦሮሚያ ዶክተር መንግስቱ በቀለን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል ኣብ ዝተረኸቡሉ…

ኣብቲ ሰላም ንኸዓስል ዝደልያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ደው ክብላ ኣለወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምውጋድ ኣብቲ ከባቢ ሰላም ንኸዓስል ዝደልያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ጠጠው ክብላ ከምዝጋባእ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል ማህዲ ኣተሓሳሲቦም። ኣምባሳደር ነቢል ምስ ፖስት ሱዳን ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት…

ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ኢድ ኣእታውነት ከምትኹንን ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ዝኾነ ይኹን ኢድ ኣእታውነት ከምትኹንን ገሊፃ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወጻን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ መዘነኦም ክርስቶፌ ሉቱንዱላ ተዛቲዮም።…

ካብ መቕደላ ዝተዘረፉ ሓድጊታት ካብ ለንደን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን ኲናት መቕደላ ብወራደራት ጀኔራል ናፒዬር ዝተዘረፉ 13 መርኣያ ጥንታዊ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ዝኾኑ ታሪኻዊን ሃይማኖታዊን ሓድጊታት ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ኣብቲ ስነስርዓት ርኽክብ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ፣…