ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንወፍሪ ህልውና ንገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺና ክንቅፅል ኢና – ነበርቲ ዞባ ምዕብ ጎንደር Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ንወፍሪ ህልውና ንገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺና ክንቅፅል ኢና ክብሉ ነበርቲ ዞባ ምዕብ ጎንደር ኣፍሊጡ። ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ንወፍሪ ህልውና ዝኸውን ልዕሊ 10 ሚሊየን ብር ዝግመት ሃፍቲ ክእከብ ከምዝኸኣለ ተገሊፁ። ነበርቲ እቲ ዞባ “ጉጅለ እቲ ግብረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሌጅ ፖሊስ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዘሰልጠኖም ፀረ ሽምቅ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ፖሊስ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ን2ይ ግዘ ዘሰልጠኖም ፀረ ሽምቅ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ኣመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ርእሰ መምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ኣብቲ መድረኽ ድማ መንግስቲ ዝተዛረቦ ዝፍፅም፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተጠራቐሙ ፀገማት ሰናይ ምምሕዳር ምፍታሕ ፈላማይ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልል ኢዩ – ኣይተ ርስቱ ይርዳው Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎና ጎድኒ ምኽባር ሉኣላውነት ሃገር መንግስቲ ክልል ደቡብ ሕቶታት ህዝቢ ንምፍታሕ ከምዝሰርሕ ርእሰ መምሕዳር ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተርስቱ ይርዳው ገሊፆም። ህወሓት ኣብ ክልል ደቡብ ማእኸል ጎንፂ ንምግባር ዝገበሮ ፈተነ ፀገም ሰላምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሓቂ ኢትዮጵያ ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንምርዳእ ስራሕቲ ተሰሪሖም – ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሓቂ ኢትዮጵያ ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንምርዳእ ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝተሰርሑ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ጉዳያትወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ተዛሪቦም። እቶም ኣቐባሊ ቃል ኣብ ዝሃቡዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ ሃገራት ምስ ኢትዮጵያ ሓቢረን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታት ሰብኣዊ ሓገዝ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ይበፅሖም ኣሎ – ተንታኒ ፖለቲካ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ካልኦት ትካላት ሓገዝን ተቖፂሮም ዝሰርሑ ኢትዮጵያውያን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተፈላለዩ ጉድኣታታት እናተኣናገዱ ከምዝኾኑ ተንታኒ ፖለቲካ ጄፍ ፒርስ ኣፍሊጡ። ፍልፍላት ጄፍ ፒርስ ከምዝሓበሩዎ፥ ካብ ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዕራባውያን ኣብ ኢትዮጵያ ምእዙዝ መንግስቲ ንኅህሉ ስለዝደልዩ ናይ ንፁሃን ጥቕዓት ከምዘይረአዩ ምሕላፍ መሪፆም ኢዮም- ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራባውያንን ሚዲያታቶምን ኣብ ኢትዮጵያ ምእዙዝ መንግስቲ ንምምስራት ድሌት ዘለዎም ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ንፁሃን እናብፀሆ ዝርከብ መጥቃዕቲ ከምዘይረአዩ ምሕላፍ ከምዝመረፁ ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ገሊፆም። ኣቦ መንበር ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንባዕልኻ ንህዝቢን ሃገርን ንምግልጋል ድሉው ምግባር ክብሪ ኢዩ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ከተማ ክሳብ ወረዳ ሓደሽቲ ንዝመደቡ ኣመራርሓታት ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ላዕለዎት ኣመራርሓታትን ምውፋር ስራሕ ይወሃብ ኣሎ። ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ መኽፈቲ ብዝገበረኦ መደረ ንህዝቢን ሃገርን ንምግልጋል ንባዕልኻ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብድሌት ዝተወሰኑ ጉጅለታት ትፈርስ ሃገር ኣይኮነትን – መናእሰይ ከተማ ሰመራ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኢትዮጵያ ብድሌት ዝተወሰኑ ጉጅለታት ትፈርስ ሃገር ኣይኮነትን” ክብሉ ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ንፁሃን እናብፀሖ ዝርከብ ቅትለትን ዘረፋን ብምቅዋም ሰላማዊ ሰልፊ ዝወፅኡ ነበርቲ ገሊፆም። እቶም ሰልፈኛታት፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሓደ ፋብሪካ 2 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎ ንብረት ብጉጅለ ዝዘረፉ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒለም Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ቡራዩ ከተማ ካብ ''ደለሳ ፒ ኤል ሲ የምንጣፍና ፕላስቲክ ፋብሪካ'' 2 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎ ንብረት ብጉጅለ ዝዘረፉ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒለም። እቶም ውልቀ ሰባት ገፈርሳ ቀበሌ ኖኖ ፍሉይ ቦታ ታጠቅ እናተብሃለ ኣብ…
ጥዕና ካብ ቀፃሊ ዕለተ ዓርቢ ጀሚሩ ክታበት ፖሊዮ ኣብ ሃረሪን ድሬዳዋን ክወሃብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምት፣ የ2014 (ኤፍ ቢሲ)ካብ ቀፃሊ ዕለተ ዓርቢ ጀሚሩ ቀዳማይ ዙር ክታበት ፖሊዮ ኣብ ሃረሪን ድሬዳዋን ክወሃብ ኢዩ። በቲ ክታበት ዕድሚኦም ልዕሊ 5 ዓመት ዝኾኖም ኣስታት 120 ሺሕ ህፃናት ተረባሕቲ ከምዝኾኑ ድማ ቢሮታት ጥዕና ክልል ሃረሪን ከተማ ድሬዳዋን ገሊፆም።…