ወ/ሮ ኣዳነች መዓልቲ ክብሪ መገልጋላይነት ኣመልኪተን ምስ ሰራሕተኛታት ፅሬት ወፍሪ ፅሬት ኣካይደን
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ክብሪ ኣገልጋላይነት ኣመልኪቱ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍለ ከተማታት ወፍሪ ፅሬት እናተሳለጠ ይርከብ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝረኻባ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ “ምግልጋል ካብ ዝኾነ ይኹን ንላዕሊ ክቡር ዝኾነ…